Monthly Archives: May 2020

Joint Congratulatory Message by Eritrean Political Forces on the Occasion of the Eritrean Independence Day

Joint Congratulatory Message by Eritrean Political Forces on the Occasion of the Eritrean Independence Day Eritrean political forces warmly congratulate the Eritrean people on the anniversary of the 29th year of independence as they continue to dialogue and work cooperatively to advance the common national interest. This year’s Independence Day is occurring at a time when over 5 million people

Read more

መዓልቲ ነጻነት

መዓልቲ  ነጻነት    ኣቡ  ያረድ            ህዝቢ  ኤርትራ  ኣብ  መዋእል  ብረታዊ  ገድሉ  ዘማዕደዋ  ነጻነት ነቲ  ዝኸፈለላ  ዋጋ   ዝግበኣ መዘና  ዘይብላ  ዝዓዘዘት ናይ  መሬትን  ሰብን ክብሪ    ምዃና  ዩ  ዝርኢ  ነሩ።  ይኹን  እምበር     ካብ 1991 ክሳብ  ዚ  ናይ  መበል  29  ዓመት  ጽንብል  ልኡላውነት  ኤርትራ   ካልኣይ  ዕላማ  ገድሊ  ህዝቢ  ኤርትራ   ናይ  ሰብ  ሓርነት  ኣብ  ዝበዀረሉ  ኩነት  ዩ  ክሓልፍ  ጸኒሑን  ዘሎን። 

Read more

ጎብለል ቅንያት ዝኽሪ መበል 29 ዓመት ነጻነትን፡ደበስ ህዝቢ ኤርትራን፡

ጎብለል ቅንያት ዝኽሪ መበል 29 ዓመት ነጻነትን፡ደበስ ህዝቢ ኤርትራን፡ ሕብረተ ሰብ ዓለም ኮነ፡ህዝብና ብዝወረዶ ኣዝዩ ሓደገኛ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ካብ ግዜ ንግዜ ዘተኣታተዎ ሻቅሎት እንዳሃለወ፡ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ነቲ ኣብ ትሕቲ ምልካዊ ዝግረፍ ጭቁን ፡ብሰንኪ ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ተገዲዱ ኣብ ስደት ጎረባብቲ ሃገራት ዝርከብ ህዝቡን ወገኑን፡ ድሕነት ክሓስብ ግዜ ኣይወሰደሉን። ደላይ ፍትሒ ዝኾነ ህዝብና ፖለቲካውያን ሓይልታት ሲቪካውያን ማሕበራት ውልቀ

Read more

مايو24 ، العيد التاسع والعشرين لإستقلال إريتريا

  مايو24 ، العيد التاسع والعشرين  لإستقلال إريتريا إرتدت إرتريا ثوب الحرية بفضل تضحيات أبنائها في 24 مايو 1991بعد مسيرة كفاح مسلح طويلة ومريرة. مسطرةً بذلك صفحةً تأريخية جديدة  إستطاعت من خلالها أن تلعب دورها الإقليمي و الدولي و خاصة في منطقة القرن الأفريقي. طالب الشعب الإرتري بحق تقرير المصير مثل كل شعوب الحرة في العالم، ومن أجل ذلك قام

Read more

تهنئة القوى السياسية الإرترية بمناسبة ذكرى استقلال ارتريا

تهنئة  القوى السياسية الإرترية بمناسبة ذكرى استقلال ارتريا تتوجه القوى السياسية الإرترية  المنخرطة في الحوارات والمشاورات من أجل تعزيز العمل المشترك بينها، إلى الشعب الارتري بالتهنئة الحارة بمناسبة الذكرى التاسعة والعشرين  للاستقلال . تاتي ذكرى الاستقلال في هذا العام،  فى ظل جائحة فايروس كورونا الذي ضرب العالم بأسره  وأصاب أكثر من 5 ملايين نسمة  وتسبب في وفاة أكثر من 300

Read more

ዮሃና! መግለጺ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ

ዮሃና! መግለጺ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ሓባራዊ ሃገራዊ ዕዮ ንምስልሳል ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉሉ መስርሕ ዘተን ልዝብን መበል 29 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዮሃና!  እንቋዕ ናብ ዝኽሪ ናጽነት ኣብጽሓና ንብል። ናይ ሎሚ ዓመት ዕለተ ናጽነት፡ ህዝብናን መላእ ዓለምን፡ ዛጊት ነቲ ልዕሊ 5 ሚልዮን ለኺፉን ልዕሊ 300 ሽሕ ህይወት ድማ ቀዚፉን፣

Read more

ሓላፍነቱ ዘይስከም ተቃውሞ ግብሪ ዘይብሉ ቃና ከይከውን።

ሓላፍነቱ  ዘይስከም  ተቃውሞ  ግብሪ  ዘይብሉ  ቃና  ከይከውን።   ትርጉም  ተቃውሞ   ብሓሳብ ምጽራር  ምንጽጻግ  ወይ ብሓይሊ  ምብልላዕ….ወዘተ የስምዕ። ከም  ኣምር ብሓሳብ  ኮነ  ግብሪ  ብዙሕ  ከም ናይ  ሜላ ዝርዝር  ተርእዮታት  ዝሓዘ  ክኸውን  ይኽእል ኢዩ።  ተቃውሞ ኣብ  ፖሊቲካ  ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ስነ ሓሳብ  መደብ  ዕዮታት  ፖሊሲታት  ዝውንኑ ፖሊቲካዊ  ምትእኽኻባት ውሱን ቦታን  ግዜን  ዝሕዝ  ምንጽጻግ  ምቅብባልን  ኮይኑ  ባህርያዊ  ተርእዮ  ኢዩ። ገደብ  ዘይብሉ  ናይ  ሓሳብ  ኮነ 

Read more

رسالة السيد تسفامكئيل يوهنسرئيس رئيس اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي بمناسبة عيد الفطر المبارك

رسالة السيد تسفامكئيل يوهنس رئيس اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي بمناسبة عيد الفطر المبارك في البداية أود أن أزّف  أحرّ التهاني والتبريكات وأطيب الأماني إلي كافة مسلمي إريتريا جميعا أينما كنتم،  في داخل الوطن و  في الشتات بمناسبة عيد الفطر المبارك وكل عام وأنتم بخير. كما أود أن أهنئكم بقدوم هذا العيد الذي يأتي بعد صيامكم شهر رمضان في

Read more

መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ነጻነት ኤርትራ ክኽበር ፍረ መስዋእቲ ብጽሒት ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ’ዩ፡

መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ነጻነት ኤርትራ ክኽበር ፍረ መስዋእቲ ብጽሒት ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ’ዩ፡ ርእሰ ዓንቐጽ ውሓደለ ነጻነት ኤርትራ ክዝከር ግደ ብጽሒት ወይ ሪም ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ’ዩ። ኤርትራ ሃገር ነጻ ስለ ዝኾነ ከኣ፡ ኣብ ነጻ ኤርትራ ፍትሒ ክነግስ፡ ቅዋም ክትከል፡ ዶባት ክሕንጸጽ ንሓትት። ነጻነት ዘይብሉ ህዝቢ ኣብ ጥራሕ ጎልጎል ፍትሒ ቅዋም፡ ባይቶ፡ ንጹር ዶባት ከመይ ቢሉ ክሓትት ይኽእል እሞ እዞም

Read more

ሓጻር መገሻ ተርኽቦ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከተማ ዮቶቦሪ ሽወደን ወርሒ ጥቅምቲ 1998! 2ይ መወዳእታ ክፋል

ሓጻር መገሻ ተርኽቦ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከተማ ዮቶቦሪ ሽወደን ወርሒ ጥቅምቲ 1998 ካልኣይ መወዳእታ ክፋል ”ሓድነት ህዝቢ ሰናይ ጥዑም መቐረት ሂወት ዘለዎ’ዩ” ኣብ’ቲ መጀመሪያ ጉዕዞ ክንብገስ ከለና ዝሓተትክዎ ሕቶ ክምለሰለይ ምኳኑ ዝነገረኒ መኻይደይ ኤርትራዊ፡ ቁርሱ እንዳበልዐ፡ እዘን 13 ኣውቶቡሳት ብማሕበረ ኮም ኢራናውያን ኣብ ሽወደን ከም ዝተዳለዋን፡ እቲ ኩሉ ንገያሾ ዝተቀረበ መግቢ ከኣ፡ በቶም ንቀብሪ ክገሹ ግዜ ዘይረኸቡ ኢራናውያን ዝተወፈየ ምንባሩ

Read more

ሓጻር መገሻ ተርኽቦ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከተማ ዮቶቦሪ ሽወደን ወርሒ ጥቅምቲ 1998፡ ቀዳማይ ክፋል

ቀዳማይ ክፋል ሓጻር መገሻ ተርኽቦ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከተማ ዮቶቦሪ ሽወደን ወርሒ ጥቅምቲ 1998 እዛ ጽሕፍት ቅድሚ 22 ዓመት ዝጸሓፍክዋ መጽሐት ”ሎሚ’ኸ ናበይ ገጽና’ና ” ትብል ዘርእስታ ዝተወስደ ሓደ ክፋል ተሞክሮን ሓይልን ጥርናፈ ህዝብታት ትገልጽ ጽሕፍቲ ዝተወሰደ’ዩ። እዚ ሕቶ ሎሚ’ውን ድሕሪ 22 ዓመታት ዝኣክል ሓሊፉ ከም’ቲ ሽዑ ዝነበረ ውዕይ ሎሚ’ውን ውዕይ እዋናዊ ሕቶ ኮይኑ እታ ጽሕፍቲ ከም ዘላታ ንኣንበብቲ፡ናባኹም። ቅድሚ

Read more

መግለጺ ሓዘን ሓርበኛ ነባር ተጋዳላይ ፍቕረማርያም ወልደሚካኤል

መግለጺ ሓዘን ሓርበኛ ነባር ተጋዳላይ ፍቕረማርያም ወልደሚካኤል ሓርበኛ ነባር ተጋዳላይ ፍቕረማርያም ወልደሚካኤል ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ ብ15 ግንቦት 2020 ብሞት ካብ’ዛ ዓለም ተፈልዩና። ተጋዳላይ ፍቕረማርያም ካብ ግዜ ንእስነቱ ብዝነበሮ ተገዳስነት ኣብ ሕጊ፡ባህሊ፡ ታሪኽ ኤርትራ ዘሕደረሉ ልዑል ተገዳስነት ንሃገራዊ ፍቕሪ ዘበራበሮ፡ መንእሰይ ኤርትራ ኣንጻር መግዛእቲ ንቃልሲ ንበረኻ ኣብ ዝወፈረሉ እዋን፡ ፍቕረማርያም ምስ መሓዙቱ ነጻ ኤርትራ ክርኢ ዝበሃጎ ከም

Read more

ዘሕጉስ ቅንያት ዝኽሪ ክብሪ መዓልቲ ኣደታት

ዘሕጉስ ቅንያት ዝኽሪ ክብሪ መዓልቲ ኣደታት ዝሓለፈ መዓልታትን ሰሙንን (ሳምንቲ) ብትሕዝቶኡ ኣዝዩ ዘሕጉስ ዘገርም፡ ኣብ’ዚ ዘለናዮ ጽንኩር ኩነታት ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓት ኤርትራውያን ተስፋ ዝህብ፡ ልቢ ዘረስርስ ዘሕጉስ ቅንያት ዝኽሪ መዓልቲ ኣደታት ብዙሕ መሰረታዊ ትርጉም ዘለዎ ታሪኻዊ ማሕበራዊ መላኽቲ ተመሓላሊፉ። ካብ ዝሓለፈ ዓመታት ሎሚ ዓመት ኣዝዮም ብዙሓት ብፍላይ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፡ ነባራት መቃልስቲ፡ መሓዙትን ፈተውትን ኣብ

Read more

ጣቋ ፖሊቲካ

ጣቋ ፖሊቲካ ብዛዕባ ፖሊቲክ ክዝረብ ወይ ክግለጽ ነዊሕ ዘመናት ዘቁጸረ’ዩ። ፖለቲካ ኣብ’ቲ ድሒሩ ዝመጸ 17-18 ክፍለ ዘመን ምስ ምዕባለ ኢንዱስትሪታትን ንኣሽቱ ቤት ዕዮታት ስፍሓትን ዕብየትን ፖለቲካ ብዝተፈላልየ መኣዝን ዝተረኣየሉ ብፍላይ ኣብ ንጉሳውን መንግስታውን ደረጃ ዕብየት’ኳ እንተነበረ፡ ጸኒሑስ ድሕሪ ቀዳማይ ካልኣይ ኵናት ዓለም ንጹር ዝኾነ ስነ-ሓሳባዊ (Ideology) ብዝተሰነየ ነቶም ቀዳሞት ግሪኻውያን፡ ፋርሳውያን ምዕቡላት ፈላስፋታት ወይ መሃዝቲ ስርዓት ሕብረተ ሰብ፡ ሕጋውነቱ ማሕበራውነቱ

Read more

ትርጉም ህልውና ወዲ ሰብ

ትርጉም  ህልውና  ወዲ ሰብ     ወዲ  ሰብ  ማሕበራዊ  እንስሳ ኢዩ።  ካብ  ካልኦት  እንስሳታት  ፍሉይ ዝገብሮ   ኣተሓሳስቡኡን  ግብራዊ  ፍረ ስርሑ  ዝኾኑ  ክብርታቱን  ኢዮም።  ክብርታት  ወዲ-ሰብ  ኣብ  ነንሕድሕዶም  ብዝተመሳቀሉ ውጺት ናይ  ባዕሉ  ሰብ  ጸዓትን   ብዝምድናዊ ቀጥዕታት  ዝግዝኡ ብማሕበራዊ  ፖሊቲካዊ  ዲፕሎማስያዊ  ኤኮኖምያዊ……ወዘተ መምዘኒ  ዝልለዩ ኣስየዋጽኦታትን  ኢዮም። እቶም  ኣስየዋጽኦታት ናይ  ዘመናት  ኣሸሓት  ዓመታት  ናይ  ምሕሳብ  መጽናዕቲ  ምርምር  ዕዮን  ተመኩሮን  ኢዮም። ኣብ  ማህደር  ሂወት  ወዲ-ሰብ 

Read more
« Older Entries