ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝዝረብ ዘሎ ሓደገኛ ወስታት ውሓደለ ተጸዋርነት የብሉን !

ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝዝረብ ዘሎ ሓደገኛ ወስታት ውሓደለ ተጸዋርነት የብሉን ! 1 ግንቦት 2020 ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዝኽበረሉ’ዩ። እንተኾነ በዚ ሎሚ ንህዝቢ ዓለም ኣጋጢምዎ ዘሎ ሓድሽ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ሳዕቤናቱን ከም’ቲ ንቡር ዝካየድ ክብርን በዓልን ኣይክኸውንን’ዩ። በዚ ኣጋጣሚ መዓልቲ ኣህጉራዊ ሰራሕተኛታት፡ ውሓደለ ንህዝቢ ኤርትራ ሰላምትና ብምቅዳም፡ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ከኣ ሓድነቱ ከስፋሕፍሕ፡ከድልድል፡ከጎልብትን ከሕይልን ይጽውዕ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ
Read more
You must be logged in to post a comment.