ኣኼባ ኣባላት ውሓደለ ዞባ ኤውሮጳ ፡

ኣኼባ ኣባላት ውሓደለ ዞባ ኤውሮጳ ፡ ኣባላት ዞባ ኤውሮጳ ውሓደለ ብ2 ግንቦት 2020 ብግዚያዊት ዞባ ሽምግለ ተማእኪሎም ኣኼባ ኣካይዶም። ኣብ’ዚ ንካልኣይ ግዜ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ ዞባ ኤውሮጳ፡ህሉው ኩነታት ዓለምና ብጠንቂ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሓደጋ ትርከበሉ ዘላ፡ ይዕበ ይንኣስ፡ ይውሓድ ይብዛሕ ስርሓት ተወንዚፉ ዝኸይድ ዘሎ ንኣባላት ዞባ ኤውሮጳ ውሓደለ ዝፈልዮ ብዘይምንባሩ፡ ኣኼባታት ብማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓት ኣብ ሳይቨር ኣብ ዝተኻየደሉ፡
Read more
You must be logged in to post a comment.