ትርጉም ህልውና ወዲ ሰብ

ትርጉም ህልውና ወዲ ሰብ ወዲ ሰብ ማሕበራዊ እንስሳ ኢዩ። ካብ ካልኦት እንስሳታት ፍሉይ ዝገብሮ ኣተሓሳስቡኡን ግብራዊ ፍረ ስርሑ ዝኾኑ ክብርታቱን ኢዮም። ክብርታት ወዲ-ሰብ ኣብ ነንሕድሕዶም ብዝተመሳቀሉ ውጺት ናይ ባዕሉ ሰብ ጸዓትን ብዝምድናዊ ቀጥዕታት ዝግዝኡ ብማሕበራዊ ፖሊቲካዊ ዲፕሎማስያዊ ኤኮኖምያዊ……ወዘተ መምዘኒ ዝልለዩ ኣስየዋጽኦታትን ኢዮም። እቶም ኣስየዋጽኦታት ናይ ዘመናት ኣሸሓት ዓመታት ናይ ምሕሳብ መጽናዕቲ ምርምር ዕዮን ተመኩሮን ኢዮም። ኣብ ማህደር ሂወት ወዲ-ሰብ
Read more
You must be logged in to post a comment.