Monthly Archives: May 2020

ዘሕጉስ ቅንያት ዝኽሪ ክብሪ መዓልቲ ኣደታት

ዘሕጉስ ቅንያት ዝኽሪ ክብሪ መዓልቲ ኣደታት ዝሓለፈ መዓልታትን ሰሙንን (ሳምንቲ) ብትሕዝቶኡ ኣዝዩ ዘሕጉስ ዘገርም፡ ኣብ’ዚ ዘለናዮ ጽንኩር ኩነታት ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓት ኤርትራውያን ተስፋ ዝህብ፡ ልቢ ዘረስርስ ዘሕጉስ ቅንያት ዝኽሪ መዓልቲ ኣደታት ብዙሕ መሰረታዊ ትርጉም ዘለዎ ታሪኻዊ ማሕበራዊ መላኽቲ ተመሓላሊፉ። ካብ ዝሓለፈ ዓመታት ሎሚ ዓመት ኣዝዮም ብዙሓት ብፍላይ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፡ ነባራት መቃልስቲ፡ መሓዙትን ፈተውትን ኣብ

Read more