Monthly Archives: May 2020

መግለጺ ሓዘን ሓርበኛ ነባር ተጋዳላይ ፍቕረማርያም ወልደሚካኤል

መግለጺ ሓዘን ሓርበኛ ነባር ተጋዳላይ ፍቕረማርያም ወልደሚካኤል ሓርበኛ ነባር ተጋዳላይ ፍቕረማርያም ወልደሚካኤል ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ ብ15 ግንቦት 2020 ብሞት ካብ’ዛ ዓለም ተፈልዩና። ተጋዳላይ ፍቕረማርያም ካብ ግዜ ንእስነቱ ብዝነበሮ ተገዳስነት ኣብ ሕጊ፡ባህሊ፡ ታሪኽ ኤርትራ ዘሕደረሉ ልዑል ተገዳስነት ንሃገራዊ ፍቕሪ ዘበራበሮ፡ መንእሰይ ኤርትራ ኣንጻር መግዛእቲ ንቃልሲ ንበረኻ ኣብ ዝወፈረሉ እዋን፡ ፍቕረማርያም ምስ መሓዙቱ ነጻ ኤርትራ ክርኢ ዝበሃጎ ከም

Read more