Monthly Archives: May 2020

تهنئة القوى السياسية الإرترية بمناسبة ذكرى استقلال ارتريا

تهنئة  القوى السياسية الإرترية بمناسبة ذكرى استقلال ارتريا تتوجه القوى السياسية الإرترية  المنخرطة في الحوارات والمشاورات من أجل تعزيز العمل المشترك بينها، إلى الشعب الارتري بالتهنئة الحارة بمناسبة الذكرى التاسعة والعشرين  للاستقلال . تاتي ذكرى الاستقلال في هذا العام،  فى ظل جائحة فايروس كورونا الذي ضرب العالم بأسره  وأصاب أكثر من 5 ملايين نسمة  وتسبب في وفاة أكثر من 300

Read more

ዮሃና! መግለጺ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ

ዮሃና! መግለጺ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ሓባራዊ ሃገራዊ ዕዮ ንምስልሳል ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉሉ መስርሕ ዘተን ልዝብን መበል 29 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዮሃና!  እንቋዕ ናብ ዝኽሪ ናጽነት ኣብጽሓና ንብል። ናይ ሎሚ ዓመት ዕለተ ናጽነት፡ ህዝብናን መላእ ዓለምን፡ ዛጊት ነቲ ልዕሊ 5 ሚልዮን ለኺፉን ልዕሊ 300 ሽሕ ህይወት ድማ ቀዚፉን፣

Read more

ሓላፍነቱ ዘይስከም ተቃውሞ ግብሪ ዘይብሉ ቃና ከይከውን።

ሓላፍነቱ  ዘይስከም  ተቃውሞ  ግብሪ  ዘይብሉ  ቃና  ከይከውን።   ትርጉም  ተቃውሞ   ብሓሳብ ምጽራር  ምንጽጻግ  ወይ ብሓይሊ  ምብልላዕ….ወዘተ የስምዕ። ከም  ኣምር ብሓሳብ  ኮነ  ግብሪ  ብዙሕ  ከም ናይ  ሜላ ዝርዝር  ተርእዮታት  ዝሓዘ  ክኸውን  ይኽእል ኢዩ።  ተቃውሞ ኣብ  ፖሊቲካ  ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ስነ ሓሳብ  መደብ  ዕዮታት  ፖሊሲታት  ዝውንኑ ፖሊቲካዊ  ምትእኽኻባት ውሱን ቦታን  ግዜን  ዝሕዝ  ምንጽጻግ  ምቅብባልን  ኮይኑ  ባህርያዊ  ተርእዮ  ኢዩ። ገደብ  ዘይብሉ  ናይ  ሓሳብ  ኮነ 

Read more

رسالة السيد تسفامكئيل يوهنسرئيس رئيس اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي بمناسبة عيد الفطر المبارك

رسالة السيد تسفامكئيل يوهنس رئيس اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي بمناسبة عيد الفطر المبارك في البداية أود أن أزّف  أحرّ التهاني والتبريكات وأطيب الأماني إلي كافة مسلمي إريتريا جميعا أينما كنتم،  في داخل الوطن و  في الشتات بمناسبة عيد الفطر المبارك وكل عام وأنتم بخير. كما أود أن أهنئكم بقدوم هذا العيد الذي يأتي بعد صيامكم شهر رمضان في

Read more

መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ነጻነት ኤርትራ ክኽበር ፍረ መስዋእቲ ብጽሒት ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ’ዩ፡

መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ነጻነት ኤርትራ ክኽበር ፍረ መስዋእቲ ብጽሒት ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ’ዩ፡ ርእሰ ዓንቐጽ ውሓደለ ነጻነት ኤርትራ ክዝከር ግደ ብጽሒት ወይ ሪም ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ’ዩ። ኤርትራ ሃገር ነጻ ስለ ዝኾነ ከኣ፡ ኣብ ነጻ ኤርትራ ፍትሒ ክነግስ፡ ቅዋም ክትከል፡ ዶባት ክሕንጸጽ ንሓትት። ነጻነት ዘይብሉ ህዝቢ ኣብ ጥራሕ ጎልጎል ፍትሒ ቅዋም፡ ባይቶ፡ ንጹር ዶባት ከመይ ቢሉ ክሓትት ይኽእል እሞ እዞም

Read more

ሓጻር መገሻ ተርኽቦ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከተማ ዮቶቦሪ ሽወደን ወርሒ ጥቅምቲ 1998! 2ይ መወዳእታ ክፋል

ሓጻር መገሻ ተርኽቦ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከተማ ዮቶቦሪ ሽወደን ወርሒ ጥቅምቲ 1998 ካልኣይ መወዳእታ ክፋል ”ሓድነት ህዝቢ ሰናይ ጥዑም መቐረት ሂወት ዘለዎ’ዩ” ኣብ’ቲ መጀመሪያ ጉዕዞ ክንብገስ ከለና ዝሓተትክዎ ሕቶ ክምለሰለይ ምኳኑ ዝነገረኒ መኻይደይ ኤርትራዊ፡ ቁርሱ እንዳበልዐ፡ እዘን 13 ኣውቶቡሳት ብማሕበረ ኮም ኢራናውያን ኣብ ሽወደን ከም ዝተዳለዋን፡ እቲ ኩሉ ንገያሾ ዝተቀረበ መግቢ ከኣ፡ በቶም ንቀብሪ ክገሹ ግዜ ዘይረኸቡ ኢራናውያን ዝተወፈየ ምንባሩ

Read more