ሻዓ ኢልኩም ደሃይ ኣህቡና ንሰማማዕ ዓለም ክሰምዕና

መዓልቲ ነጻነት ኣቡ ያረድ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መዋእል ብረታዊ ገድሉ ዘማዕደዋ ነጻነት ነቲ ዝኸፈለላ ዋጋ ዝግበኣ መዘና ዘይብላ ዝዓዘዘት ናይ መሬትን ሰብን ክብሪ ምዃና ዩ ዝርኢ ነሩ። ይኹን እምበር ካብ 1991 ክሳብ ዚ ናይ መበል 29 ዓመት ጽንብል ልኡላውነት ኤርትራ ካልኣይ ዕላማ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ሰብ ሓርነት ኣብ ዝበዀረሉ ኩነት ዩ ክሓልፍ ጸኒሑን ዘሎን።
Read more
You must be logged in to post a comment.