Monthly Archives: Jun 2020

الأرتريون في مصر معاناة اللجوء يعيش بمصر 18,973 لاجئ أرتري حسب منشور المفوضية السامية  لشؤون اللاجئين مارس 2020 في وضع معيشي حرج. الذين يعيشون غالبهم في منقطتي فيصل، أرض اللواء،  ومدينة 6 أوكتوبر.  وإزدادت وتيرة معاناة في مطلع هذا العام  مع تفشي جائحة كوفيد 19، إضافة البروقراطية التي تعم عمل المفوضية وشركائها، لتصاحب الجائحة توقف إعمالهم البسيطه والتي كانت تقيم

Read more

ብጾትና ሰማእታት

 ብጾትና  ሰማእታት     ክብቡራት ስዉኣት ብጾት ክንራኸብ ኢና ምሳኹም። ኣብዛ ከይተረዳኣካ ዕርብ ትብል ዓለም መን ንወትሩ ምስነበረ ደኣ ክንነብር??  ሃገራዊ ዕርቂ ኣይገበርናን ከም ሳዕቤኑ ኣብ ኣዚዩ ዝሰክፍ ክውንነት ኣሎና።           ክቡራት ብጾት ሰማእታት ነፍሲ ከፍኩም ኣብ ኩሉ ኩርነዓት መሬት ኤርትራ ብጅግንነት ኣብ ዝተበጆኹሙሉ እዋን ከምዚ ዝስዕብ ማለት:—   ኦ ክቡራት ብጾት ሓደራ   ንኹሉ ኤርትራዊ ብሓበራ   ኣብ ኩሉ ዝርከቦ ናይ መሬትና ስፍራ    ብዘይ  ድልዎ ግበርዎ ሓራ ስዉእ ኮይነ   ኢየ ደጊምስ ተፈሪደ ነዚ ክፍጽም የ ካብ ህዝበይ ተወሊደ ሓመደይ ክለብስ ንታሕቲ ወሪደ ዝተረፈ ጾር ናብኹም ኣኽቢደ ኣይትሕመቁ ኢኹም ደሓን ኩኑ ከይደ ርሑቅ ዝሰፈረ ምለሱ ስደተኛ ንጌጋ ኣርሙ ብፍትሕዊ ዳኛ ዕድል ኣይተሃቡ ንዓመጸኛ ፍትሒ ይኹን ዓስቡ ዚ ህዝብና ሓርበኛ ኣይትፈላለዩ ብሃይማኖት ብዓሌት ኣብ ንሕድሕድኩም ግበሩ ሓሌት ብነጻ ግለጹ ንናትኩም ድሌት ሰላም ግበሩ ምስ ኩሉ ጎሬቤት  ጾታ ከይፈለኹም ጓልኩም ይኹን ወዲ

Read more

إبقاء الشمعة مضيئة

إفتتاحية إبقاء الشمعة مضيئة يعرب تنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي عن إرتياحه بالبيان المشترك الذي أصدرته القوى السياسية الإرترية ويؤكد على مواصلة النضال لتحقيق الأهداف النبيلة التي يتطلع إليها شعبنا المناضل ويأمل أن يعجل هذا التقارب و التعاون بين هذه القوى بإصطفاف كل الطاقات الوطنية ًحول هدف إسقاط النظام الديكتوري.  ويرى أن إتفاق القوى السياسية هو خطوة إجابية في الإتجاه الصحيح 

Read more

”ሽምዓ ምብራህ ምስራሕ ከኣ” Keep the candel lighting

”ሽምዓ ምብራህ ምስራሕ ከኣ” ርእሰ ዓንቐጽ ውድብ ሓድነት ደሞክራስያዊ ለውጢ 26 ሰነ 2020 ውድብ ሓድነት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብዕለት 24 ሰነ 2020 ንተቃላሳይ ፍትሒ ዝኾነ ህዝብና ዘበስረ ሓባራዊ መግለጺ ስምምዕ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ዓብይ መጻኢ ተስፋን ዘንብረሉ፡ ከቢድን ሃገራዊ ሓላፍነት ክሳብ ውድቐት መላኺ ስርዓት ከም ውድብ ዝስከመሉ ብሙሉእ ወኑ ክቃለሰሉ ዝዳለወሉ ሓድሽ መድረኽ፡ ኣብ ዝመጽእ ምዕባለ ክህሉ ዝኽእል ደገፍን ምትሕግጋዝን ሓባርዊ

Read more

ጥርዓን ስደተኛታት ንመንግስቲ ሊቢያ

ኣብ ከተማ ዛውያ 34 ስደተኛታ ብማልሻ ዛውያ ጅሆ ተታሒዞም ኣለዉ ኣብ ከተማ ዛውያ ኣብ ኣቦ ዒሳ ዝባሃል ኡሱር ቤት 34 ስደተኛታ ብማልሻ ዛውያ ጅሆ ተታሒዞም ኣለዉ። ካብ ባሕሪ ብማልሻታት ናይ ዘንታን ተታሒዞም ዝተመልሱ ኮይኖም ናብ ማልሻታት ዛውያ ዝተሸጡ እዮም። ኣብ ሞንጉኦም ሓንቲ ኢትዮጵያዊት ጓል ኣንስተይቲ ትርከቦም ኪይኖም 8 ሶማላውያን: 25 መንእሰያት ድማ ኤርትራውያን እዮም።ነጻ ንኽልቀቁ ድማ ንንብሲ ወከፍ ሰብ ሓሙሽተ

Read more

طلب فدية من مهاجرين

الحكومة الليبية 19.06.2020 حسن إدريس طويل الجمعة 19 يونيو 2020 مليشيات الزاوية  تحتجز  34 مهاجر في سجن أبوعيسي بمدينة الزاوية، والذين تمت إعادتهم  من البحر من قبل مليشيات  الزنتان، ومن ثم  بيعهم لمليشيات  الزاويه  أبوعيسي، وهم  عدد 8 صومالي،  أمرأة واحدة اثيوبية، 25 من الشباب الأرتري. وقد تم طلب فدية مبلغ 5000دينار ليبي  مايعادل 1000$ لكل شخص، علما إن هذه

Read more

إجتماع المجلس المركزي لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي

إجتماع المجلس المركزي لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي يحي الشعب الإرتري في هذه الأيام ذكرى يوم شهدائه الأبطال وبهذه المناسبة يشيد تنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي بمشاركة جماهير شعبنا الواسعة و المتميزة في إحياء هذا اليوم في شتى أنحاء العالم عبر وسائل التواصل الإجتماعي المختلفة. في هذا اليوم، 21 يونيو 2020، عقد المجلس المركزي لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي إجتماعه الدوري بمشاركة جميع

Read more

Coronavirus: African Union Member States reporting COVID-19 cases as of 22 June 2020 9 am EAT

JUNE 22, 2020| UPDATED: 3 DAYS AGO Africa Press Office Content provided by APO Group. CNBC Africa provides content from APO Group as a service to its readers, but does not edit the articles it publishes. CNBC Africa is not responsible for the content provided by APO Group. African Union Member States (54) reporting COVID-19 cases (306,567) deaths (8,115), and recoveries

Read more

ባይቶ ውሓዲለ ኣኼባ ኣካይዱ !

ባይቶ ውሓዲለ ኣኼባ ኣካይዱ ! ኣብ’ዚ ቅንያት ብህዝባዊ ቅኒት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓት ንታሪኻዊ ዝኽሪ ጀጋኑ ስውኣት ኤርትራ 2020 ዘሞግስ ውሓደለ ደጊሙ ንጀጋኑ ስውኣቱ ብምዝካርን ነቲ ህዝብና ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ዝገብሮ ዘሎ ዓብይ ሃገራዊ ፍናን ሓበን ምዃኑ ገሊጹ። በዚ ዕለት 21 ሰነ 2020 እምበኣር መላእ ኣባላት ማእከላይ ባይቶ ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ መእተዊ ኣኼባ ዝኽሪ ስውኣትና ብኣፈ ባይቶ ኣቶ ሓምድ

Read more

መስደመም ዝኽሪ ስውኣት ኤርትራ 2020 ኣብ መቓብር ስውኣት ጸጸራት ኣስመራ!

መስደመም ዝኽሪ ስውኣት ኤርትራ 2020 ኣብ መቓብር ስውኣት ጸጸራት ኣስመራ! ዝኽሪ ስውኣትና ታሪኻዊ ዘለኣለማዊ ክብሪ ዘለዎ፡ ዝኽሪ ሃገር ኤርትራ፡ ዝኽሪ ህዝቢ ኤርትራ ከይዱ ከይዱ ከኣ ዝኽሪ ነፍሲ ወክፍ ኤርትራዊ ስድራ ቤት’ዩ። እወ ኤርትራ ብነጻነታን ሓርነትታን ተኸቢራን ተሓልያን ክትነብር ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ስድራ ቤት ከቢድ ዋጋ ዝኸፈትሉ’ዩ። ጎረባብትናን ሕብረተ ሰብ ዓለም ዝምስክርዎን ልዕለና ከኣ ንመስርሕ ተጋድሎና ነጻነት ዝሰነድዎን ዝተዛረብሉን ንዓለምና ዘቓልሑ’ውን

Read more

EU: Eritrea regime taking money is ‘improved relations’

By NIKOLAJ NIELSEN BRUSSELS, 16. JUN, 07:07 After a 25-year presence in Eritrea’s capital city, the European Union says a recent request by its ruling dictator for millions to tackle the pandemic is a sign of improved relations. The comments made by Lothar Jaschke, an official within the EU’s foreign policy branch EEAS, follows EU-funded procurement projects where forced labour is used

Read more

ንብዓት ህዝብና ”ሓድሽ ህግዲፋዊ ዘመን ኣካሒዳ”

ንብዓት ህዝብና ”ሓድሽ ህግዲፋዊ ዘመን ኣካሒዳ” ህግዲፍ ይትረፍስ ኤርትራ ባዕሉ ንባዕሉ ክመሓድር ዘይክእል ስርዓት! ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ነበርቲ ዓድታት ይኹኑ ከተማታት፡ ኣብ ዝተፈላልየ እዋን ብመደብ ዝተሰርዑ ዝተተሓዘ ዕላማ ኩነታት መነባብሮ ህዝብና ንምዕንቓፍ፡ ንምድኻም፡ ንምድካይ፡ ተስፋ ንምቍራጽ ዘይተፈተነ ኣገባብ የልቦን። ካብ ዝሓለፈ ተሞክሮታት ንምጥቃስ መላኺ ስርዓት ዕዳጋ ብምኽልካል ጥሜት ከስፋሕፍሕ ብዘውጽኦ መደብ፡ ሓረስቶት ኣቦታት ንውልዶም ክረድኡ ካብ’ተን ብክንደይ ጻዕሪ ክራማት

Read more

ግደ ህዝባዊ ምልዕዓል ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ኤርትራ 2020 ንፍትሒ

ግደ ህዝባዊ ምልዕዓል ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ኤርትራ 2020 ንፍትሒ ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት 2020 ካብ ዝሓለፈ ዓመታት ፍሉይ ተርእዮ ዘንጸባርቀሉ ዘሎ መድረኽ፡ ብልዑል ግብራዊ ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብብዝሒ ዝዝርጋሕ ዝረአን ዝንበብን ዘሎ ታሪኽ’ዩ። እዚ መድረኻዊ ታሪኽ ዝኽሪ ስውኣትና ኣብ’ቲ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ፍናን ትብዓት ዘመልክት፡ መድረኽ ንለውጢ ዘንጸባርቕ ተበግሶ ደላይ ፍትሒ ዝኾነ ህዝብናን ፖለቲካዊ ሓይልታትን

Read more

! ذكرى يوم شهداء إرتريا !لماذا نحتفل بذكرى شهدئن

ذكرى يوم شهداء إرتريا لماذا نحتفل بذكرى شهدئنا! الإستشهاد هو التضحية بالروح دفاعاً عن الوطن و الشعب وهذا أغلى ما يقدمه الإنسان لوطنه. ولهذا نجد للإستشهاد قيمة كبيرة لدى الأفراد و المجتمع تقليدياً ودينياً.  فإن تخصيص يوم واحد في السنة لتخليد ذكرى هؤلاء الأ بطال من رجال ونساء ورجال دين وعلماء و طلاب و فلاحين الذين ضحوا بارواحهم دفاعاً عنا

Read more

ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ኤርትራ፡ ንምንታይ’ና ኸ ንዝክሮም!

ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ኤርትራ፡ ንምንታይ’ና ኸ ንዝክሮም! መስዋእቲ ኣዝዩ ክቡር’ዩ። ብመለክዒ ባህሊ፡ እምነት፡ ብደረጃ ውልቀ ሰባት ይኹን ሕብረተ ሰብ ብፍሉይ ክበርን ኣተሓሕዛን ዘለዎ’ዩ። ቀዳማይን ልዕሊ ኩሉ ከኣ ንምእንታና ንምእንቲ ህዝብን ሃገርን በጃ ኮይኖም ነታ ዝውንንዋ እንኮ ሂወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑ ስውኣት መንእሰያት ደቂ ተባዕትዮ/ኣስንትዮ፡ መራሕቲ ሃይማኖት ዓለማውያን፡ ምሁራት፡ተመሃሮ ሓረስቶት ክኽበሩን ክዝከሩን ግድን’ዩ። ዝኽርን ክብርን ስውኣት ምጽምባል ብመሰረቱ ሰብኣዊ’ዩ። ከም ኩሉ ፍጡር

Read more

ስልጣን ሃገራዊ ድሕነት ህግዲፍ ብምስምስ Covid-19 ዝተተከኣ ይመስል !

ስልጣን ሃገራዊ ድሕነት ህግዲፍ ብምስምስ Covid-19 ዝተተከኣ ይመስል ! ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ብሃንደበትን ዓብይ ስፍሓት ቅሉጡፍ ዝርግሐ ዘለዎ ንህዝቢ ዓለም መሰረት ትካላቱ ንሓያላት ሃገራት፡ ምዕቡላት መንግስታትን ንምክልኻሉ ማሕበራዊ መደብ፡ ቁጠባዊ ወፍሪ፡ ብፍላይ ከኣ ጉዳይ ሕክምናን ንጥዕና ኣብ ብዙሕ ወጥሪ ጸገም ንፍትሑ ከም ዝተጸመዱ ዝገበረ’ዩ። ሞያውያን ክኢላታት ዝተፈላልየ መደብ፡ ፖለቲካውያን ሰልፍታትን መንግስታትን ምስ’ዚ ሒዝናዮ ዘሎና 5ይ ወርሒ ዘቁጸረ ገና ፍታሕ

Read more

ኣብ ኤርትራ ክንደይ ጆርጅ ፍሎይድ ኣለዉ !

ኣብ ኤርትራ ክንደይ ጆርጅ ፍሎይ ኣለዉ ! ኣብ’ዚ ንርከበሉ ዘሎና እዋን ሕብረተ ሰብ ዓለም ዝሓልፎ ዘሎ ኣዝዩ ከቢድ ኩነታት ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ብሓፈሻ ንዕዘቦን ንርእዮን ንሰሞኦን ዘሎና ኮይኑ፡ ኣብ ዘይማዕበላ ሃገራት ሳልሳይ ዓለም ዝርአ ምስ ፖሊቲካዊ ማሕበራዊ ምጣነ ሃብታዊ ቅልውላው ነቲ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረ ዘጋድዶ’ምበር ዘመሓይሾ ከም ዘይኮነስ ኩሉ ዝርድኦ’ዩ። ኣብ’ዘን ድኻታት ሃገራት ቅድሚ ሕማም ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

Read more
« Older Entries