ኩነታት ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስን ህዝቢ ኤርትራን

ኩነታት ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስን ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራ ኣስታት 20 ዓመታት ዝወሰደ ጎነጽ ዶባዊ ኵናት ምስ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2018 ህዝብናን ዓለምን ተስፋ ዘነበረሉ ብዘይቅድመ ኩነት ፍታሕ ግርጭት ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ብተበግሶ መራሕ ቀዳማይ ሚኒተር ፈደራላዊ ደሞክራሲያዊ ረፓብሊክ ኮ/ል ኣብይ ኣሕመድ ምብጻሕ ኣስመራ፡ ቀጺሉ መርሓቲ ጃንዳ ህግዲፍ ምብጻሕ ኣዲስ ኣበባ ተስፋ ኣይነበሮን ክበሃል ኣይክእልን። ይኹን’ምበር ትጽቢት ዘይተገብረሉ፡ ነዊሕ ከይኸደ
Read more
You must be logged in to post a comment.