መልእኽቲ የውሃና ብምኽንያትዒድ ኣል ኣል ኣድሓ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

29 ሓምለ 2020 “ሎሚ ካብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንላዕሊ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ የሎን” ናብ ኩሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ካብ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ (ሓደለ) ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ ከም ዝፈልጦ: ሎሚ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ህሞት ከምዘላ እንሰማማዓሉ ጉዳይ’ዩ ። መራሕ ጃንዳ ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ዘይቕዱስን ሚስጢራዊ ስምምዓትን፡ ነታ ብሉጻት ደቓ ከፊላ ናጻነታ ዘውሓሰት ሃገር፡
Read moreጉዳይ ከባቢ ቀላያት ሃገራት ዘሎ ግርጭት ዘይፍታሕ ፖለቲካዊ ግርጭት ኣይኮነን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ከየመዓራረየ፡ ብስንኪ ኮሮና ቫይረስ ህዝቢ ኣብ በይቱ ተዓጽዩ ኣደዳ ጥሜትን ስቓይን ሕማምን ኮይኑ ክነሱ፡ ሃገራት ዓበይቲ ቀላያት ንምርግጋእ ምብጻሕ ክካየድ ዝጸንሐ ጉያ ማራቶን፡ ብኵናትን ወረ ኵናትን ንህዝቢ ኤርትራ ንምፍርራሕ ዝግበር ዘሎ ወስታት ምዃኑ ብብዙሕ ኣገባብ ክግለጽ ይኽእል። ሎሚ ሎምስ ሕኸኸኒ ክሓከካ
Read moreውድባዊ መግለጺ ብዛዕባ ሓው ሱለማን ኣደም ሑሴን ዝኸበርካ ደለይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን፡ ኣባል ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ(ውሓደለ) ኣቶ ሱሌማን ኣደም ሑሴን ፡ ምክትል ኣቦ መንበር፡ ሓላፊ ውጻኢ ጉዳያትን ፡ ብወለንትኡ ካብ ውሓደለ ከም ዝስሓበ ክንሕበር ንፈቱ ። ውድብ ካብ ዝሃቦ ሓላፍነት ክስሕብ ዝገበሮ ፡ ምስ ድልየትን ኣታሕሳስባን ውድብ ፍልልይ ከም ዝገጠሞ ይሕበር። ብወገን ፈጻሚ ሽማግለ
Read moreምስግጋር(Transition)ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ውይብ-ሳይታት፡ሎሚ እነልዕሎ ኣርእስቲ ምስግጋር(Transition) ክንብሎዝደረኸና፣እዚ ኣብዚ እውን’ዚ ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝርአ ዘሎ ተስፋ ዝህብ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ ብዓለምለኽትካላዊን ውዱቡን ኣጋባብ ኣሳራርሓ ንምሓዝ፣ ጻዕርን ምቅርራብ ክትርኢ ከለኻ፤ በተን ካብ ነዊሕ እዋን ክእከባንክብተናን ዝጸንሓ ውድባታት፣ሓቢረን ክሰርሓሉ ዝኽእላ ባይታ ናይ ምጥራይን፣ዝተፋላለያ ሓይለ-ዕማማት ኣብምውጻእን፡ከዋሃህደን ዝኽእል ሽማግለ ኣብ ምህናጽ ይርከባ ስለ ዘለዋ፣ህዝቢ ዓቢ ተስፋን ትጽቢትን ከሕድረሉስለ ዝኻኣለ፣ውጺኢቱ ኣወንታዊ
Read moreብ16 ሓምለ 2020፣ ኣብ ውድብ ሕብራት ሃገራት ባይቶ ሰብኣዊ መስላት፡ ንናይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንኤርትራ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ። ነታ ንናይ ኤርትራ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ክትከታተል ዝተመዘዘት ፍልይቲ መርማሪት ናይ ኣገልጉሎት እዋን ስርሓ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ ጠለብ ቀሪቡ። ሶማልያን ቬኔዝዌላን ስለዘይደገፍ፥ ነቲ ብ 34 ሃገራት ዝቐረበ ጠለብ፥ ድምጺ ክወሃበሉ ሓቲቶም፡: ኣብቲ ባይቶ ኣብዚ እዋን ከድምጻ ዝፍቀደለን ሃገራት 47 እየን፥ ን ኤርትራ ወሲኻ፥
Read more42 years ago Ethiopia assassinated my husbandBerhane TesfamariamAnd made my children lives and minehalf of one! by Kiki Tzeggai 42 ዓመት ብሂወት ምፍልላይ፡ ንስለ ክቡር ዕላማ 42 years ago Ethiopia assassinated my husband, Berhane Tesfamariam, And made my children lives and mine half of one!by Kiki Tzeggai. Berhane, you saw horror and so much cruelty, lives lost! Moreover, to this
Read moreوضع حجر الأساس لوحدة فعلية خلال عشرات السنين عقدت الكثيرمن المؤتمرات و السمنارات و الإجتماعات لمناقشة الأسس المتينة التي يجب أن يتم عليها تتأسيس عملية بناء الوحدة الوطنية الإرترية. ولأن الوحدة هي أساس السلام والعدالة والديمقراطية و الإزدهار تعتبر دائما قضية مفصلية لكل الشعوب ولهذا تحظى دائماً بإهتمام بالغ عند مناقشتها . تحتضن الوحدة في داخلها كل التنوع السياسي والديني
Read moreኣባላት ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ውሓደለ ምስ ፈ/ሽ ኣኼባ ኣካይዶም ዞባ ሽማግለን መላእ ኣባላት ዞባ ሰሜን ኣሜሪካን ውሓደለ ካብ ንውሕ ዝበለ ግዜ ብመደብ ተታሒዙ ዝጸንሐ ኣኼባ፡ ኣባላትን ፈ/ሽን ዝተረኽብሉ ትማሊ ሰንበት ዕለት 19 ሓምለ 2020 ተኻይዱ። ኣብ መእተዊ ኣኼባ ኣባላት መሪሕነት ሽማግለ ዞባ ሰ.ኣሜሪካ ሰሎሙን ከፈላን በሪህ መልኣከን ተጀሚሩ፡ ንኣኼብኛታት እንቋዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ ምባል ፡ብዛዕባ መልእኽትን ዕላማን ኣኼባ መግለጺ ኣቕሪቦም።
Read moreመሰረታዊ መባእታ እምነ ኵርናዕ ግብራዊ ሓድነት ንዓሰርተታት ዓመታት ጽኑዕ መሰረት ሓድነት ኤርትራውያን ንምሕያል ዝተዘርበሉ ጉባኤታት፡ ሰሚናራት፡ኣኼባታት ውሑድ ኣይኮነን። ሓድነት ምንጪ ሰላም፡ፍትሕን፡ዲሞክራሲን’ውን ዕብየትን ስለ ዝኾነ ከኣ ኩሉ ግዜ ማእከላይ ሕቶ ኣህዛብ ኮይኑ ብልዑል ተገዳስነት ይዝረበሉ። ሓድነት ኣብ ውሽጡ ንዝተፈላልየ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ፡ እምነት፡ ሕብረ ብሄር፡ጾታ ሓቝፉ ኣብ መድረኽ ሰላም ሕግን ስርዓትን ብሓድነት ተማእኪሉ ተኣዚዙን ብምስራሕ ክብጻሕ ዝኽእል ፖለቲካዊ ምርግጋእ ተኽእሎ ዝፈጥር
Read more“ካብ ዝኸፈለስ ዘውደልደለ” ርእሰ ዓንቐጽ ውሓደለ ንውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ(ሓዲለ) ቅርበት ዘሎዎ፣ ሓደ ኤርትራዊ ናይ መጽናዕቲ ጕጀለ፣ ንከምዚ ድሕሪ ምሕራር ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ፣ ኮር-ተገምጠል፣ ኵነታት ክገልጽ ከሎ ብቋንቋ እንግሊዘኛ “ኣኖሚ” anomy ይብሎ። ትርጉም ናይ’ዚ ኣምር ፣ ማለት ትርጉም “ኣኖሚ” – ንኣብነት፦ ኣብ ኢንሳክሎፖድያ ብሪጣኒካ ምስ እንውከስ ብከምዚ ይገልጾ፡- ሕበረተሰባት፣ ወይ ውልቀ-ኣባላቱ፣ ክህልዎም ዝኽእል ዘይርጉእ ኵነታት’ዩ ይብሎ። እዚ ዘይርጉእ ኵነታት ከኣ
Read moreተጻርዶ (Resistance) ሕሰብ ኣስተውዕል ተመራመር ተባራበር ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ነቶም ሂወቶም ሰዊኦም መንነትናን ሃገርናን ዘስረከቡና ሰማእታትና፣ በቢ ዘለናዮ ሉዑል ተዘክሮን ምስክርን ኣብ ርእሲ ምቅራብ፣ነቲ ዝሃቡና ሕድሪ ዳግመ ቃል-ኪዳን እነሐድሰሉ እዉን ኮይኑ፣ነቲ ብገዛእቲ ተሓሪምዎ ዝነበረ ፍትሕን ዲሞክራስን፣ግዝኣተ ሕጊን፡ ብዝገደደ በዚ ማፍያዊ ዱስቡጣዊ ጃንዳ ህግደፍ ተነፊግዎ ጥራይ ዘይኮነስ፣ነቲ ብደሙ ኣፍሲሱ ዓጽሙ ከስኪሱ ዘምጽኣ፣ነጻ ዝኮነት ሃገረ ኤርትራ፣ኣብ ሓደጋ
Read more
You must be logged in to post a comment.