ተጻርዶ (Resistance)

ተጻርዶ (Resistance) ሕሰብ ኣስተውዕል ተመራመር ተባራበር ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ነቶም ሂወቶም ሰዊኦም መንነትናን ሃገርናን ዘስረከቡና ሰማእታትና፣ በቢ ዘለናዮ ሉዑል ተዘክሮን ምስክርን ኣብ ርእሲ ምቅራብ፣ነቲ ዝሃቡና ሕድሪ ዳግመ ቃል-ኪዳን እነሐድሰሉ እዉን ኮይኑ፣ነቲ ብገዛእቲ ተሓሪምዎ ዝነበረ ፍትሕን ዲሞክራስን፣ግዝኣተ ሕጊን፡ ብዝገደደ በዚ ማፍያዊ ዱስቡጣዊ ጃንዳ ህግደፍ ተነፊግዎ ጥራይ ዘይኮነስ፣ነቲ ብደሙ ኣፍሲሱ ዓጽሙ ከስኪሱ ዘምጽኣ፣ነጻ ዝኮነት ሃገረ ኤርትራ፣ኣብ ሓደጋ
Read more
You must be logged in to post a comment.