ካብ’ቶም ኣብ ሱዳን ተረሲዖም ዘለዉ ስድተኛታት

“ካብ ዝኸፈለስ ዘውደልደለ” ርእሰ ዓንቐጽ ውሓደለ ንውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ(ሓዲለ) ቅርበት ዘሎዎ፣ ሓደ ኤርትራዊ ናይ መጽናዕቲ ጕጀለ፣ ንከምዚ ድሕሪ ምሕራር ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ፣ ኮር-ተገምጠል፣ ኵነታት ክገልጽ ከሎ ብቋንቋ እንግሊዘኛ “ኣኖሚ” anomy ይብሎ። ትርጉም ናይ’ዚ ኣምር ፣ ማለት ትርጉም “ኣኖሚ” – ንኣብነት፦ ኣብ ኢንሳክሎፖድያ ብሪጣኒካ ምስ እንውከስ ብከምዚ ይገልጾ፡- ሕበረተሰባት፣ ወይ ውልቀ-ኣባላቱ፣ ክህልዎም ዝኽእል ዘይርጉእ ኵነታት’ዩ ይብሎ። እዚ ዘይርጉእ ኵነታት ከኣ
Read more
You must be logged in to post a comment.