Monthly Archives: Jul 2020

መሰረታዊ መባእታ እምነ ኵርናዕ ግብራዊ ሓድነት

                           መሰረታዊ መባእታ እምነ ኵርናዕ ግብራዊ ሓድነት ንዓሰርተታት ዓመታት ጽኑዕ መሰረት ሓድነት ኤርትራውያን ንምሕያል ዝተዘርበሉ ጉባኤታት፡ ሰሚናራት፡ኣኼባታት ውሑድ ኣይኮነን። ሓድነት ምንጪ ሰላም፡ፍትሕን፡ዲሞክራሲን’ውን ዕብየትን ስለ ዝኾነ ከኣ ኩሉ ግዜ ማእከላይ ሕቶ ኣህዛብ ኮይኑ ብልዑል ተገዳስነት ይዝረበሉ። ሓድነት ኣብ ውሽጡ ንዝተፈላልየ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ፡ እምነት፡ ሕብረ ብሄር፡ጾታ ሓቝፉ ኣብ መድረኽ ሰላም ሕግን ስርዓትን ብሓድነት ተማእኪሉ ተኣዚዙን ብምስራሕ ክብጻሕ ዝኽእል ፖለቲካዊ ምርግጋእ ተኽእሎ ዝፈጥር

Read more