Monthly Archives: Jul 2020

ኣባላት ውሓደለ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ምስ ፈ/ሽ ኣኼባ ኣካይዶም

ኣባላት ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ውሓደለ ምስ ፈ/ሽ ኣኼባ ኣካይዶም ዞባ ሽማግለን መላእ ኣባላት ዞባ ሰሜን ኣሜሪካን ውሓደለ ካብ ንውሕ ዝበለ ግዜ ብመደብ ተታሒዙ ዝጸንሐ ኣኼባ፡ ኣባላትን ፈ/ሽን ዝተረኽብሉ ትማሊ ሰንበት ዕለት 19 ሓምለ 2020 ተኻይዱ። ኣብ መእተዊ ኣኼባ ኣባላት መሪሕነት ሽማግለ ዞባ ሰ.ኣሜሪካ ሰሎሙን ከፈላን በሪህ መልኣከን ተጀሚሩ፡ ንኣኼብኛታት እንቋዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ ምባል ፡ብዛዕባ መልእኽትን ዕላማን ኣኼባ መግለጺ ኣቕሪቦም።

Read more