ቃል መሕተት ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ (ቀዳማይ ክፋል) ብምትሕብባር ኤሪሳት ምስ ራድዮ ኤሬና

ብ16 ሓምለ 2020፣ ኣብ ውድብ ሕብራት ሃገራት ባይቶ ሰብኣዊ መስላት፡ ንናይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንኤርትራ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ። ነታ ንናይ ኤርትራ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ክትከታተል ዝተመዘዘት ፍልይቲ መርማሪት ናይ ኣገልጉሎት እዋን ስርሓ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ ጠለብ ቀሪቡ። ሶማልያን ቬኔዝዌላን ስለዘይደገፍ፥ ነቲ ብ 34 ሃገራት ዝቐረበ ጠለብ፥ ድምጺ ክወሃበሉ ሓቲቶም፡: ኣብቲ ባይቶ ኣብዚ እዋን ከድምጻ ዝፍቀደለን ሃገራት 47 እየን፥ ን ኤርትራ ወሲኻ፥
Read more
You must be logged in to post a comment.