Monthly Archives: Jul 2020

ምስግጋር (Transition)

ምስግጋር(Transition)ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ውይብ-ሳይታት፡ሎሚ እነልዕሎ ኣርእስቲ ምስግጋር(Transition) ክንብሎዝደረኸና፣እዚ ኣብዚ እውን’ዚ ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝርአ ዘሎ ተስፋ ዝህብ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ ብዓለምለኽትካላዊን ውዱቡን ኣጋባብ ኣሳራርሓ ንምሓዝ፣ ጻዕርን ምቅርራብ ክትርኢ ከለኻ፤ በተን ካብ ነዊሕ እዋን ክእከባንክብተናን ዝጸንሓ ውድባታት፣ሓቢረን ክሰርሓሉ ዝኽእላ ባይታ ናይ ምጥራይን፣ዝተፋላለያ ሓይለ-ዕማማት ኣብምውጻእን፡ከዋሃህደን ዝኽእል ሽማግለ ኣብ ምህናጽ ይርከባ ስለ ዘለዋ፣ህዝቢ ዓቢ ተስፋን ትጽቢትን ከሕድረሉስለ ዝኻኣለ፣ውጺኢቱ ኣወንታዊ

Read more