Monthly Archives: Jul 2020

ውድባዊ መግለጺ ብዛዕባ ሓው ሱለማን ኣደም ሑሴን

ውድባዊ መግለጺ ብዛዕባ ሓው ሱለማን ኣደም ሑሴን  ዝኸበርካ ደለይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡   ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን፡ ኣባል ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ(ውሓደለ) ኣቶ ሱሌማን ኣደም ሑሴን ፡ ምክትል ኣቦ መንበር፡ ሓላፊ ውጻኢ ጉዳያትን ፡ ብወለንትኡ ካብ ውሓደለ ከም ዝስሓበ ክንሕበር ንፈቱ ። ውድብ ካብ ዝሃቦ ሓላፍነት ክስሕብ ዝገበሮ ፡ ምስ ድልየትን ኣታሕሳስባን ውድብ ፍልልይ ከም ዝገጠሞ ይሕበር። ብወገን ፈጻሚ ሽማግለ

Read more