ጉዳይ ከባቢ ቀላያት ሃገራት ዘሎ ግርጭት ዘይፍታሕ ፖለቲካዊ ግርጭት ኣይኮነን፡

ጉዳይ ከባቢ ቀላያት ሃገራት ዘሎ ግርጭት ዘይፍታሕ ፖለቲካዊ ግርጭት ኣይኮነን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ከየመዓራረየ፡ ብስንኪ ኮሮና ቫይረስ ህዝቢ ኣብ በይቱ ተዓጽዩ ኣደዳ ጥሜትን ስቓይን ሕማምን ኮይኑ ክነሱ፡ ሃገራት ዓበይቲ ቀላያት ንምርግጋእ ምብጻሕ ክካየድ ዝጸንሐ ጉያ ማራቶን፡ ብኵናትን ወረ ኵናትን ንህዝቢ ኤርትራ ንምፍርራሕ ዝግበር ዘሎ ወስታት ምዃኑ ብብዙሕ ኣገባብ ክግለጽ ይኽእል። ሎሚ ሎምስ ሕኸኸኒ ክሓከካ
Read more
You must be logged in to post a comment.