Monthly Archives: Jul 2020

ናብ ኩሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ “ሎሚ ካብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንላዕሊ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ የሎን” ቃል ነባር ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ

29 ሓምለ 2020 “ሎሚ ካብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንላዕሊ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ የሎን” ናብ ኩሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ካብ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ (ሓደለ) ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ ከም ዝፈልጦ: ሎሚ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ህሞት ከምዘላ እንሰማማዓሉ ጉዳይ’ዩ ።  መራሕ ጃንዳ ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ዘይቕዱስን ሚስጢራዊ ስምምዓትን፡ ነታ ብሉጻት ደቓ ከፊላ ናጻነታ ዘውሓሰት ሃገር፡

Read more