Monthly Archives: Aug 2020

ዝኽሪ መበል 59 ዓመት ብረታዊ ተጋድሎ ንነትጻነት ኤርትራ ሓደ መስከረም 1961 ፡

መበል 59 ዓመት ዝኽሪ ብረታዊ ተጋድሎ ንነትጻነት ሓደ መስከረም 1961 ፡ ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ ዝኽሪ መበል 59 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ታጋድሎና ንነጻነት መወዳድርቲ ዘይብሉ ዝለዓለ ክብርታት ህዝቢ ኤርትራ ዝሓቆፈ ታሪኻዊ ቆፎ’ዩ። እዚ ከኣ ካብ 1961 ክሳብ 1991 ን30 ዓመት ዝተኻየደ መሪር ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ክብረይ’ሉ ዘንተ ዕለት ዝውንኖ ዘመልክት’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ብሰላምዊ ፖሊቲካዊ ዘካየዶ ቃልሲ ልዑል ጻዕሪ፡ ንኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብ

Read more

እቲ ዘየደቅስ ስክፍታ

እቲ ዘየደቅስ ስክፍታሕሰብ ኣስተውዕል ተማራበር ተባራበርሰላም ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፡ ሎሚ እዉን ከም ወትሩ እቲ ዘየደቅስ ስክፍታ ዝብል ኣርእስቲካብ መጺሔት ሓዲሽ ልደት ሓርነት፡ብሓይሎት ክፍሊ ሓቤረታን ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ፣እትዳሎ ዝነበርት ከም ቀዳማይ ሕታም ግንቦት 24 2011 ዝወጸት፣ዓበይቲ ኣርእስትን ትምህርትን ዝሓዘለት፤በቲሽዑ እተልዕሎን ንዘተን ትምህርትን፣ተቕርቦ ዝነበረት፡ዘድሊ ምላሽ ዘተይርኽቦ ኢልና ንኣምን።ብሙሁራት ኣካላት ዝዕየ ሰነዳትን፣ስነሓሳባዊ ትምህርቲ ሓዘል ዝቐርብ፣ሓለፍቲ ውድባትን ኣብ ደምበ ፍትሒዝንቃሳቐሳ ሲቪካውያን ህዝባውያን ማሕበራት፣እዚ

Read more

ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ መሪር ኣውያት ፋሕ ዝበላ ስድራቤታት ኤርትራ !!

  ዝረኣየ  ዓይኑ  ይብራህ  መሪር  ኣውያት  ፋሕ  ዝበላ ስድራቤታት  ኤርትራ።        ስድራ-ቤት  መሰረት  ሕብረተሰብን  ሃገርን  ኢያ።  ወዲ- ሰብ  ኣብ  ህልውና ድሕሪ ምምጽኡ ፈለማ  ንወላዲቱ  ኣስዒቡ  ነብኡን  ንኣሓቱን  ኣሕዋቱን የለሊ። ቀጺሉ  ንመቅርቡ  ንዓዱ ንከባቢኡ ንህዝቡ  ንሃገሩ  ይፈልጥ። ክሳብ  ዓቅሚ  ኣዳም  ብጺሑ  ነብሱ  ዝኽእለሉ  ኣብ  ትሕቲ  ጽላል  ናይዛ  ስድራቤት  እትበሃል  ዝኸበረት  መባእታዊት  ማሕበራዊት  ትካል  ኢዩ  ማሚቁ  ዝእለ። ስድራቤት ንውሉዳ  ጥዑይ   ኩሉ-መዳያዊ 

Read more

ናጽነት ማዕርነት (Freedom and Equality)

ናጽነት ማዕርነት (Freedom and Equality)ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርናጽነትን ማዕርነትን ካብ ዘመናት ኣትሒዘን ብጹዑቕ ዝተማጎተለነን ጌና እዉን ዝማጎተለን ዘለዋ ናይ ማሕበራዊፍልስፍና ምዃነን ደጋጊሞም ፈላጣት ይዛተይሉን እዮም፡፡ ከም ዝብልዎ ከመይ ጌርካ ኣብ ባይታ ፖለቲካንቁጠባን ማሕበራዊ ናብራን ተዋሃህዶ ዝብል፣ቀሊል ስለ ዘይኮነ ብጣዕሚ ጻዕርን ፍልጠትን ተሞክሮንከምዘድልዮ’ዉን የትንብሁ ፡፡ኖርበርቶ ቦብዮ(Norberto Bobbio) ከም ዝገመቶ ናጽነት መበትን ናይ ተፈጥሮ ህያብ ወድሰብ፣ኮታ ናይ ግሊዋንነት ተፈጥራዊ ብልጫ ክኸዉን ከሎ

Read more

ደላይ ፍትሒ ህዝብና ግዳይ ማሕበራዊ መራኺቢ ብዙሓት ከይኸውን ክጥንቀቕ ይግባእ፡

ደላይ ፍትሒ ህዝብና ግዳይ ማሕበራዊ መራኺቢ ብዙሓት ከይኸውን ክጥንቐቅ ይግባእ፡ ዓለምና፡ ኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብን ዝመርሓሉ ቅዋማውን ትካላውን ኣሰራርሓ ኣለዎ። ይኹን’ምበር ኣብ ትግባረ ቅዋማውን ትካላውን ክህሉ ዝኽእል መንግስታዊ ኣሰራርሓ ብዲሞክራሲያዊ ወይ ዲክታቶሪያዊ ኣተሓሕዛ ይልለዩ። መለኽቲ ስርዓታት ነቲ ዘይጸዓርሉን ዘይደኸምሉን ስያመ ዲሞክራሲ ንምርካብ፡ ትርጉም ዘይብሉ ወረቓቕቲ ኣብ ሳንዱቕ ብምእታዉ ዲሞክራሲያውያን’ና መሰል ህዝቢ ንሕሉ’ና እንዳበሉ ዝንየቱን ዝኾርዑን ጥራሕ ዘይኮነ ከም ቅኑዕ ህንጻ መንግስቲ

Read more

ህግዲፍ ንረብሕኡ ዝተበታተኾ ማሕበራዊ ዝምድናታት ህዝቢ፡ ደላይ ፍይሒ ይኣሳሰር ኣሎ። ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ

ህግዲፍ ንረብሕኡ ዝተበታተኾ ማሕበራዊ ዝምድናታት ህዝቢ፡ ደላይ ፍይሒ ይኣሳሰር ኣሎ። ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ 13 ነሓሰ 2020 ገዛኢ ስርዓት፡ሰራዊት ኢትዮጵያ ብክቡር ዋጋን መስዋእትን ተሳዒሩ ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጽኡ፡ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተንጠልጠለ ክፋእ ሰርብን ደመናን መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ብዝተፈላልየ ምኽንያት ንውልቓዊ ስልጣን ንምድልዳል ዝተጠቕመሉ መደናገሪ ሜላታት ብዙሕ ተሰሪሕሉ’ዩ። መሬት ብእዋኑ ህዝቢ ብምድህላል ገና በረኻ ዝወፈሩ ዓዲ ከይኣተዉ

Read more

“ድምጺ ፍትሒ ይሃምም ኣሎ፡ ሃየ ህዝቢ ተዳሎ”

”ድምጺ ፍትሒ ይሃምም ኣሎ፡ ሃየ ህዝቢ ተዳሎ” ካብ ዓሚ፡ ሎሚ፡ ተቃውሞ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ብዓይነቱን ዓቐኑን እንዳሰሰነ ይኸይድ ኣሎ። ብሓደ ረፍዲ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኣብ ሓደ ክመጽእ’ኳ ድሌትን ባህግን ኩሉ እንተዀነስ፡ ደጊም ንባህግታቱ ዘረጋግጽ ዓብይ ተስፋ ይረአን፡ ይንበብን ይስማዕን ምህላው፡ ኣብ መስርሕ ቃልሲ ብቀሊሉ ክሕለፍ ዘይብሉ መድረኽ ቃልሲ ተበጺሑ ኣሎ። ነዚ ሓያል ቃና ሓድነት፡ምትሕብባር፡ ምድግጋፍ ዘልዕል ዘሎ እዋናዊ ጭርሖታት

Read more

ሰላም እቲ ዝበለጸ መራኸቢ ደቂ-ሰባት ኢዩ!!

  ሰላም  እቲ  ዝበለጸ  መራኸቢ  ደቂ-ሰባት  ኢዩ!!       ኤርትራ ብመጠን  እቲ  ከቢድ  ዋጋ  ዝኸፈለትሉ  ሓርነታዊ  ቃልሲ   ምስ  ከባቢኣን ዓለምን  እታ  ዝለዓለት  ኣብነት  ጥዑይ  ዲፕሎማስያዊ  ዝምድና  ክትከውን  ዩ  ዝግበኣ  ነሩ።  ይኹን እበር  ብኣንጻሩ  ከም  ጠንቂ  እቲ  ኣብ  ኤርትራ  ስልጣን ጨቢጡ ዝርከብ  እምባገነናዊ  ጉጅለ  ህግደፍ  ምስ  ኩለን  ጎረባብታ  ብውግእን ህልቂትን  ዝልለ  ጉዕዞ  ኢያ  ክትሓልፍ  ጽኒሓን  ዘላን። ጉጅለ  ህግደፍ   ክንዮ  ቲ ጠንቂ 

Read more

ኣብ መራከቢ ቡዙሓን (Social Media) ኤርትራውያን እንታይ ይባሃል ኣሎ ?

ኣብ መራከቢ ቡዙሓን (Social Media) ኤርትራውያን እንታይ ይባሃል ኣሎ? ኣብ ዝሓለፉ ቁሩብ መዓልትታት ንመገሻ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ናብ ትግራይ ኣመልኪቶም ዝተፋላለዩ ሓሳባት ኽቓባበሉ ቀንዮም ኣለዉ። እቲ ዝገርም ድማ ትሕዝቶ ናይ መብዛሕትኦም እቶም ሓሳባት እንትርፎ መገሻ ናይ ዳህሰሳ ንትግራይ ካልእ ዝተባህለ ነገር ከይራኣዩን ከይሰምዑን ይህውቱቱ ምህላዎም’ዩ። እዚ ድማ መቀጸልታ ናይቲ ካብ መንገድኻ ወጺኢኻ ናብ ጓል መንገዲ ግዜኻ ምጥፋእ ባህሊ ናይ ኤርትራውያን

Read more

ጋዜጣዊ መግለጺ ጉባኤ ዞባ ኤውሮጳ ሓደለ ብዓወት ዛዚሙ !

ጋዜጣዊ መግለጺ ጉባኤ ዞባ ኤውሮጳ ሓደለ ብዓወት ዛዚሙ ጉባኤ ዞባ ኤውሮጳ ሓደለ ሎሚ ዕለት 1 ነሓሰ 2020 ተኻይዱ። መላእ ኣባላት ዝተሳተፍዎ ጉባኤ ነቲ ንወርሒ ሚያዝያ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ኮይኑ፡ ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ተዓንቒፉ ዝነበረ ብዕዉት ጉባኤ ተተኺኡ ኣካይዱ። ጉባኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ኣቦ መንበር ግዚያዊት መሪሕነት ሓው ብርሃነ ገብረእግዚኣብሄር ሰላምታ ብምቅዳም፡ ንዝሓለፈ 9 ወርሒ ዝተኻየደ ውድባዊ ስርሓት ጸብጻብ ብምቅራብ

Read more

ተሸላሚ ኖቨል ሰላም 2019 ብዛዕባ ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ እንታይ ይብል !

ተሸላሚ ኖቨል ሰላም 2019 ብዛዕብ ምልካዊ ስርዓት እንታይ ይብል ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ ሽልማት ኖቨል ሰላም ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ብሓልዮትን ተበግሶን ሃገርን መንግስትን ኖርወይ ንዝተፈላልዩ ማሕበራት፡ መራሕቲ ሃገራት፡ውልቀ ሰባት ዝወሃብ ክብሪ ሰላም እዩ። ብዓለም ተፈላጥነት ዘለዎ ከኣ’ዩ። እዚ ሽልማትን ንሻን ኖቨል ካብ’ቲ ውሩይን ፍሉጥን ሽወደናዊ ተመራማሪ ስነ ቅመም ኣልፍረድ ኖቨል ዝተዋህበ ሕድርን ውርሻን፡ ንኩሎም ደለይቲ ሰላምን፡ንሰላም ንዝጽዕሩ

Read more