ጋዜጣዊ መግለጺ ጉባኤ ዞባ ኤውሮጳ ሓደለ ብዓወት ዛዚሙ !

ጋዜጣዊ መግለጺ ጉባኤ ዞባ ኤውሮጳ ሓደለ ብዓወት ዛዚሙ ጉባኤ ዞባ ኤውሮጳ ሓደለ ሎሚ ዕለት 1 ነሓሰ 2020 ተኻይዱ። መላእ ኣባላት ዝተሳተፍዎ ጉባኤ ነቲ ንወርሒ ሚያዝያ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ኮይኑ፡ ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ተዓንቒፉ ዝነበረ ብዕዉት ጉባኤ ተተኺኡ ኣካይዱ። ጉባኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ኣቦ መንበር ግዚያዊት መሪሕነት ሓው ብርሃነ ገብረእግዚኣብሄር ሰላምታ ብምቅዳም፡ ንዝሓለፈ 9 ወርሒ ዝተኻየደ ውድባዊ ስርሓት ጸብጻብ ብምቅራብ
Read more
You must be logged in to post a comment.