Monthly Archives: Aug 2020

ሰላም እቲ ዝበለጸ መራኸቢ ደቂ-ሰባት ኢዩ!!

  ሰላም  እቲ  ዝበለጸ  መራኸቢ  ደቂ-ሰባት  ኢዩ!!       ኤርትራ ብመጠን  እቲ  ከቢድ  ዋጋ  ዝኸፈለትሉ  ሓርነታዊ  ቃልሲ   ምስ  ከባቢኣን ዓለምን  እታ  ዝለዓለት  ኣብነት  ጥዑይ  ዲፕሎማስያዊ  ዝምድና  ክትከውን  ዩ  ዝግበኣ  ነሩ።  ይኹን እበር  ብኣንጻሩ  ከም  ጠንቂ  እቲ  ኣብ  ኤርትራ  ስልጣን ጨቢጡ ዝርከብ  እምባገነናዊ  ጉጅለ  ህግደፍ  ምስ  ኩለን  ጎረባብታ  ብውግእን ህልቂትን  ዝልለ  ጉዕዞ  ኢያ  ክትሓልፍ  ጽኒሓን  ዘላን። ጉጅለ  ህግደፍ   ክንዮ  ቲ ጠንቂ 

Read more

ኣብ መራከቢ ቡዙሓን (Social Media) ኤርትራውያን እንታይ ይባሃል ኣሎ ?

ኣብ መራከቢ ቡዙሓን (Social Media) ኤርትራውያን እንታይ ይባሃል ኣሎ? ኣብ ዝሓለፉ ቁሩብ መዓልትታት ንመገሻ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ናብ ትግራይ ኣመልኪቶም ዝተፋላለዩ ሓሳባት ኽቓባበሉ ቀንዮም ኣለዉ። እቲ ዝገርም ድማ ትሕዝቶ ናይ መብዛሕትኦም እቶም ሓሳባት እንትርፎ መገሻ ናይ ዳህሰሳ ንትግራይ ካልእ ዝተባህለ ነገር ከይራኣዩን ከይሰምዑን ይህውቱቱ ምህላዎም’ዩ። እዚ ድማ መቀጸልታ ናይቲ ካብ መንገድኻ ወጺኢኻ ናብ ጓል መንገዲ ግዜኻ ምጥፋእ ባህሊ ናይ ኤርትራውያን

Read more