Monthly Archives: Aug 2020

“ድምጺ ፍትሒ ይሃምም ኣሎ፡ ሃየ ህዝቢ ተዳሎ”

”ድምጺ ፍትሒ ይሃምም ኣሎ፡ ሃየ ህዝቢ ተዳሎ” ካብ ዓሚ፡ ሎሚ፡ ተቃውሞ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ብዓይነቱን ዓቐኑን እንዳሰሰነ ይኸይድ ኣሎ። ብሓደ ረፍዲ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኣብ ሓደ ክመጽእ’ኳ ድሌትን ባህግን ኩሉ እንተዀነስ፡ ደጊም ንባህግታቱ ዘረጋግጽ ዓብይ ተስፋ ይረአን፡ ይንበብን ይስማዕን ምህላው፡ ኣብ መስርሕ ቃልሲ ብቀሊሉ ክሕለፍ ዘይብሉ መድረኽ ቃልሲ ተበጺሑ ኣሎ። ነዚ ሓያል ቃና ሓድነት፡ምትሕብባር፡ ምድግጋፍ ዘልዕል ዘሎ እዋናዊ ጭርሖታት

Read more