ህግዲፍ ንረብሕኡ ዝተበታተኾ ማሕበራዊ ዝምድናታት ህዝቢ፡ ደላይ ፍይሒ ይኣሳሰር ኣሎ። ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ

ህግዲፍ ንረብሕኡ ዝተበታተኾ ማሕበራዊ ዝምድናታት ህዝቢ፡ ደላይ ፍይሒ ይኣሳሰር ኣሎ። ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ 13 ነሓሰ 2020 ገዛኢ ስርዓት፡ሰራዊት ኢትዮጵያ ብክቡር ዋጋን መስዋእትን ተሳዒሩ ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጽኡ፡ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተንጠልጠለ ክፋእ ሰርብን ደመናን መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ብዝተፈላልየ ምኽንያት ንውልቓዊ ስልጣን ንምድልዳል ዝተጠቕመሉ መደናገሪ ሜላታት ብዙሕ ተሰሪሕሉ’ዩ። መሬት ብእዋኑ ህዝቢ ብምድህላል ገና በረኻ ዝወፈሩ ዓዲ ከይኣተዉ
Read more
You must be logged in to post a comment.