Mesfin Hagos’s urgent message to 11th grade graduates and families

ደላይ ፍትሒ ህዝብና ግዳይ ማሕበራዊ መራኺቢ ብዙሓት ከይኸውን ክጥንቐቅ ይግባእ፡ ዓለምና፡ ኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብን ዝመርሓሉ ቅዋማውን ትካላውን ኣሰራርሓ ኣለዎ። ይኹን’ምበር ኣብ ትግባረ ቅዋማውን ትካላውን ክህሉ ዝኽእል መንግስታዊ ኣሰራርሓ ብዲሞክራሲያዊ ወይ ዲክታቶሪያዊ ኣተሓሕዛ ይልለዩ። መለኽቲ ስርዓታት ነቲ ዘይጸዓርሉን ዘይደኸምሉን ስያመ ዲሞክራሲ ንምርካብ፡ ትርጉም ዘይብሉ ወረቓቕቲ ኣብ ሳንዱቕ ብምእታዉ ዲሞክራሲያውያን’ና መሰል ህዝቢ ንሕሉ’ና እንዳበሉ ዝንየቱን ዝኾርዑን ጥራሕ ዘይኮነ ከም ቅኑዕ ህንጻ መንግስቲ
Read more
You must be logged in to post a comment.