Monthly Archives: Aug 2020

ናጽነት ማዕርነት (Freedom and Equality)

ናጽነት ማዕርነት (Freedom and Equality)ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርናጽነትን ማዕርነትን ካብ ዘመናት ኣትሒዘን ብጹዑቕ ዝተማጎተለነን ጌና እዉን ዝማጎተለን ዘለዋ ናይ ማሕበራዊፍልስፍና ምዃነን ደጋጊሞም ፈላጣት ይዛተይሉን እዮም፡፡ ከም ዝብልዎ ከመይ ጌርካ ኣብ ባይታ ፖለቲካንቁጠባን ማሕበራዊ ናብራን ተዋሃህዶ ዝብል፣ቀሊል ስለ ዘይኮነ ብጣዕሚ ጻዕርን ፍልጠትን ተሞክሮንከምዘድልዮ’ዉን የትንብሁ ፡፡ኖርበርቶ ቦብዮ(Norberto Bobbio) ከም ዝገመቶ ናጽነት መበትን ናይ ተፈጥሮ ህያብ ወድሰብ፣ኮታ ናይ ግሊዋንነት ተፈጥራዊ ብልጫ ክኸዉን ከሎ

Read more