Monthly Archives: Aug 2020

ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ መሪር ኣውያት ፋሕ ዝበላ ስድራቤታት ኤርትራ !!

  ዝረኣየ  ዓይኑ  ይብራህ  መሪር  ኣውያት  ፋሕ  ዝበላ ስድራቤታት  ኤርትራ።        ስድራ-ቤት  መሰረት  ሕብረተሰብን  ሃገርን  ኢያ።  ወዲ- ሰብ  ኣብ  ህልውና ድሕሪ ምምጽኡ ፈለማ  ንወላዲቱ  ኣስዒቡ  ነብኡን  ንኣሓቱን  ኣሕዋቱን የለሊ። ቀጺሉ  ንመቅርቡ  ንዓዱ ንከባቢኡ ንህዝቡ  ንሃገሩ  ይፈልጥ። ክሳብ  ዓቅሚ  ኣዳም  ብጺሑ  ነብሱ  ዝኽእለሉ  ኣብ  ትሕቲ  ጽላል  ናይዛ  ስድራቤት  እትበሃል  ዝኸበረት  መባእታዊት  ማሕበራዊት  ትካል  ኢዩ  ማሚቁ  ዝእለ። ስድራቤት ንውሉዳ  ጥዑይ   ኩሉ-መዳያዊ 

Read more