ዝኽሪ መበል 59 ዓመት ብረታዊ ተጋድሎ ንነትጻነት ኤርትራ ሓደ መስከረም 1961 ፡

መበል 59 ዓመት ዝኽሪ ብረታዊ ተጋድሎ ንነትጻነት ሓደ መስከረም 1961 ፡ ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ ዝኽሪ መበል 59 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ታጋድሎና ንነጻነት መወዳድርቲ ዘይብሉ ዝለዓለ ክብርታት ህዝቢ ኤርትራ ዝሓቆፈ ታሪኻዊ ቆፎ’ዩ። እዚ ከኣ ካብ 1961 ክሳብ 1991 ን30 ዓመት ዝተኻየደ መሪር ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ክብረይ’ሉ ዘንተ ዕለት ዝውንኖ ዘመልክት’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ብሰላምዊ ፖሊቲካዊ ዘካየዶ ቃልሲ ልዑል ጻዕሪ፡ ንኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብ
Read more
You must be logged in to post a comment.