Monthly Archives: Sep 2020

Press Release – Annual Meeting of the Central Council of the Organization for Unity for Democratic Change (OUDC)

Press Release – Annual Meeting of the Central Council of the Organization for Unity for Democratic Change (OUDC)  28 September 2020 The annual meeting of the Central Council of the Organization for Unity for Democratic Change was conducted from 26 to 27 of September 2020. The meeting started with a welcome note from the council speaker /Mr. Hamid Dirar/. The

Read more

ተስፋና ኣይነዕርብ!! “ንጻሕላይን ማሕላይን ሰዲድካ ‘ዶ መሬት ክወግሕ!!” ፩ይ ክፋል

ተስፋና ኣይነዕርብ!!!! (ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰት ዛንታ።) “ንጻሕላይን ማሕላይን ሰዲድካ ‘ዶ መሬት ክወግሕ!!” ተስፋ ናጽነት” ምስ የዕረቡ ኣቦይ ገብረኣብ ዝበልዎ። ፩ይ ክፋል ሳጓ ጻሕላይ ኣብኡን ኣዲኡን ብዘውጽእሉ ሽም ኣይፍለጥን። ኣዲኡ፤ ንጉስ ክኾነላ ተመንያ ‘ንጉሰ’ ኢላ ኢያ ሽም ኣውጺኣትሉ። በዚኣ ንጉሰ ትብል ሽም ግን ዝፈልጦ ወዲ ዓዲ የለን። ‘ጻሕላይ’ ብትብል ሳጓ እዩ ዝፍለጥ። ኣወጻጽኣ እዛ ሳጓ ናታ ታሪኽ ኣለዋ። ቀዳማይ ንሱ ካብ

Read more

ንነብስኹም ብኸዩ!! መስሓቕ ሸራፋት ፩ይ ክፋል

ንነብስኹም ብኸዩ!! መስሓቕ ሸራፋት                                              ‘ትዕዝብቲ ስዉኣት’ ህላወኻ ሊዕሊ ሙውታት፣ ትሕቲ ህልዋት ኮይኑ እንተተሰሚዕካ ዳርጋ ምዉት ኢኻ። ካብ ምዉታት ዝፈልየካ ምስትንፋስካ ‘ዩ። ካብ ህልዋት ዝፈልየካ ከኣ ሓጥኣትካ፡ ሕሉፍ ክፉእ ግብርኻን እምነት ምጉዳልካን ‘ዩ። ካብዚ ንኽትነጽህ ንነብስኻ ብኸ። እግዚኣብሄር ንዝሃበካ ናይ መንጽሂ ዕድል ተጠቀም፣ ንስሓ እቶ።   ፩ይ ክፋል መኣተዊ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ጀሚሩ ህዝቢ ኤርትራ ብዘይ ኣፈላላይ ብሓባር፡ ሓላልን ሓላይን

Read more

2020 Theme: Shaping Peace Together UN

2020 Theme: Shaping Peace Together Each year the International Day of Peace is observed around the world on 21 September. The UN General Assembly has declared this as a day devoted to strengthening the ideals of peace, through observing 24 hours of non-violence and cease-fire. This year, it has been clearer than ever that we are not each other’s enemies.

Read more

ንሕና ህዝቢ ንሕና ሃገር

ንሕና ህዝቢ ንሕና ሃገር ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ 17 መስከረም 2020 ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ዝግፋዕ ዝርገጽ ዝጭቆን፡ ኣብ ዝተፈላልየ ኵርናዓት ዓለም ብሰንኪ ምሕደራ ህግዲፍ ብስደት ፋሕፋሕ ኢሉ ዝርከብ ውሉድ ተባዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጽባሕ ንመላኺ ስርዓት ጃንዳ ህግዲፍ ኣልዩ ሃገር ዘውሕስን ዘቅውም ህዝቢ እዩ። እዚ ህዝቢ’ዚ ፍትሕን ሕግን ዝተክል፡ ሰላምን ራሕዋን ዘስፍን፡ ሓድነትን ምርግጋእን ዘስፍሕ፡ ዕብየትን ስልጣነን ዘረጋግጽ እዩ።

Read more

ራዕድን ሓሶትን ህግዲፍ ክተሓዋወስ

ራዕድን ሓሶትን ህግዲፍ ክተሓዋወስ ድሕሪ መዘና ዘይብሉ መስዋእቲ ብረታዊ ተጋድሎ ንነጻነት፡ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ስርዓት ደርግ ነጻ ኣብ ዝወጸትሉ፡ህዝቢ ኤርትራ ደቐይ’ሉ ንዝሕደሮ ፍጹም እምነት ብግርህነቱ እንከሎ መላኺ ጃንዳ ህግዲፍ ስልጣኑ ንምድልዳል ዝዓለመ፡ ኣትኵሩ ሰርሓሉ ዝነበረ ማሕበራዊ ዝምድናታት ምብታኽ’ዩ። ብፍላይ ድሕሪ ነጻናት ከኣ ኣብ ቃልዕ ወጺኡ ብዛዕባ ቅዋምን ፍትሕን፡ ሰላም ደሞክራስን፡ ራህዋን ሓድነትን ስኒት ንዝሓቱ ኤርትራውያን መልሲ ዘይምሃብን፡ መልሲ እንተሎ ከኣ

Read more

ቃልሲ ህዝቢ ኣይዕገትን

ቃልሲ ህዝቢ ኣይዕገትንሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርሰላም ከመይ ቀኒኹም የሕዋት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፡ሎሚ’ዉን ከም ወትሩ ‘’ቃልሲ ህዝቢ ኣይዕገትን’ዝብል ኣርእስቲ ሒዝና ፣ ሓሳብና ከነካፍል ምምጻእንና፡ መስከረም ወርሒ ናይ ባዕዲ-ግዝኣት፣ካብ ሃገርናተባሕጒጉ ዝውጸሉ፣ብረታዊ ቃልሲ ዝተጀመርሉን፡እቶም ንግዝኣተ ሕጊን፣ስልጣን ናብ ዋኑኡ ህዝቢ ክዋሃብ፣ብቅዋም እትማሓደርን ፍትሕን ዲሞክራስን ጉዑዙኡ ክጅምር ዝሓተቱ፣ ዝተሓየሩሉ ምዃና እትዝከረሉን፡ኩሉደምበ ፍትሒ ዝዋሳእ ነናቱ መዘከርን፣ምሕጽንታን፣ለበዋ፣ጽዊዒት ዘማሓላልፈሉ እዋን ኮይኑስ፣ባዓጀባንትኩርነት መልእኽቲ ሰሚዕናን ንሰምዕ ኣሎና።ንሕና’ውን እዋኑ ዝጠልቦ ብምዃኑ መጠን

Read more

መላእ ኣባል ሓደለ ዝተሳተፎ ኣኼባ ተኻይዱ ፡ 12 መስከረም 2020

መላእ ኣባል ሓደለ ዝተሳተፎ ኣኼባ ተኻይዱ ፡ መላእ ኣባል ሓ.ደ.ለ ዝተሳተፎ ኣኼባ ብቀዳም ዕለት 12 መስከረም 2020 ተኻይዱ። ኣቦ መንበር ሓ.ደ.ለ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ ኣብ መእተዊ ኣኼባ ንኣባላት እንቋዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ ምባል፡ ህዝብና ዝሓልፎ ዘሎ ጽንኩር ኩነታት ብፍላይ ከኣ ኮሮና ቫይረስ ብምምኽናይ ኣብ ህዝብና ዝፍጸም ዘሎ ዓመጽን በደላትን፡ ንሃገርና ከቢብዋ ዘሎ ውሽጣውን ግዳማውን ፖለቲካዊ ሓደጋታት ገሊጹ። ሓ.ደ.ለ ንምልካዊ ስርዓት

Read more

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ፡ በዓል መስቀልን

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ፡ በዓል መስቀልን ውድብ ሓድነት ንደሚክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኩሎም ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ንዘለዉ ኣመንቲ ክርስትና ዜጋታት ኤርትራ እንቛዕ ኣብ በዓለ ቅዱስ ዮውሃንስን መስቀልን ኣብጽሓና፡ ኣብ ዓለምና ወሪዱ ዘሎ ከቢድ ሓደጋ ለበዳ ሕማም ኮሮና ተቐንጢጡ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ሃገርና ዘሎ ኣሰቓቒ ኩነታት ተኣልዩ፡ ፍትሕን ሕግን፡ ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ሃገር ክትኸውን ዘለና ባህግን ትጽቢትን እንዳገለጽና ርሑስ ዓወደ ዓመት ይግበረልኩም

Read more

الفاتح من سبتمبر الذكرى ال 59 لتأسيس كفاحنا المسلح (1961 ) إفتتاحية

الفاتح من سبتمبر الذكرى ال 59 لتأسيس كفاحنا المسلح (1961 ) إفتتاحية الذكرى التاسعة والخمسون لانطلاق كفاحنا التحرري المسلح، الذاخر بالبطولات والقيم النضالية التأريخية للشعب الإرتري والتي يندر أن تجد لها مثيل في العالم، وخاصة خلال النضال المرير الذي خاضه الشعب الإرتري لمدة ثلاثين عاماً في الفترة ما بين العامين 1961 و1991 مسطراً أروع البطولات الوطنية.لم يحقق الشعب الإرتري طموحاته

Read more