ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ፡ በዓል መስቀልን

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ፡ በዓል መስቀልን

ውድብ ሓድነት ንደሚክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኩሎም ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ንዘለዉ ኣመንቲ ክርስትና ዜጋታት ኤርትራ እንቛዕ ኣብ በዓለ ቅዱስ ዮውሃንስን መስቀልን ኣብጽሓና፡ ኣብ ዓለምና ወሪዱ ዘሎ ከቢድ ሓደጋ ለበዳ ሕማም ኮሮና ተቐንጢጡ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ሃገርና ዘሎ ኣሰቓቒ ኩነታት ተኣልዩ፡ ፍትሕን ሕግን፡ ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ሃገር ክትኸውን ዘለና ባህግን ትጽቢትን እንዳገለጽና ርሑስ ዓወደ ዓመት ይግበረልኩም ይብል።

ዜናን ሓበሬታን ሓደለ

11 መስከረም 2020

Leave a Reply

Please log in using one of these methods to post your comment:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.