Monthly Archives: Sep 2020

ራዕድን ሓሶትን ህግዲፍ ክተሓዋወስ

ራዕድን ሓሶትን ህግዲፍ ክተሓዋወስ ድሕሪ መዘና ዘይብሉ መስዋእቲ ብረታዊ ተጋድሎ ንነጻነት፡ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ስርዓት ደርግ ነጻ ኣብ ዝወጸትሉ፡ህዝቢ ኤርትራ ደቐይ’ሉ ንዝሕደሮ ፍጹም እምነት ብግርህነቱ እንከሎ መላኺ ጃንዳ ህግዲፍ ስልጣኑ ንምድልዳል ዝዓለመ፡ ኣትኵሩ ሰርሓሉ ዝነበረ ማሕበራዊ ዝምድናታት ምብታኽ’ዩ። ብፍላይ ድሕሪ ነጻናት ከኣ ኣብ ቃልዕ ወጺኡ ብዛዕባ ቅዋምን ፍትሕን፡ ሰላም ደሞክራስን፡ ራህዋን ሓድነትን ስኒት ንዝሓቱ ኤርትራውያን መልሲ ዘይምሃብን፡ መልሲ እንተሎ ከኣ

Read more

ቃልሲ ህዝቢ ኣይዕገትን

ቃልሲ ህዝቢ ኣይዕገትንሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርሰላም ከመይ ቀኒኹም የሕዋት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፡ሎሚ’ዉን ከም ወትሩ ‘’ቃልሲ ህዝቢ ኣይዕገትን’ዝብል ኣርእስቲ ሒዝና ፣ ሓሳብና ከነካፍል ምምጻእንና፡ መስከረም ወርሒ ናይ ባዕዲ-ግዝኣት፣ካብ ሃገርናተባሕጒጉ ዝውጸሉ፣ብረታዊ ቃልሲ ዝተጀመርሉን፡እቶም ንግዝኣተ ሕጊን፣ስልጣን ናብ ዋኑኡ ህዝቢ ክዋሃብ፣ብቅዋም እትማሓደርን ፍትሕን ዲሞክራስን ጉዑዙኡ ክጅምር ዝሓተቱ፣ ዝተሓየሩሉ ምዃና እትዝከረሉን፡ኩሉደምበ ፍትሒ ዝዋሳእ ነናቱ መዘከርን፣ምሕጽንታን፣ለበዋ፣ጽዊዒት ዘማሓላልፈሉ እዋን ኮይኑስ፣ባዓጀባንትኩርነት መልእኽቲ ሰሚዕናን ንሰምዕ ኣሎና።ንሕና’ውን እዋኑ ዝጠልቦ ብምዃኑ መጠን

Read more

መላእ ኣባል ሓደለ ዝተሳተፎ ኣኼባ ተኻይዱ ፡ 12 መስከረም 2020

መላእ ኣባል ሓደለ ዝተሳተፎ ኣኼባ ተኻይዱ ፡ መላእ ኣባል ሓ.ደ.ለ ዝተሳተፎ ኣኼባ ብቀዳም ዕለት 12 መስከረም 2020 ተኻይዱ። ኣቦ መንበር ሓ.ደ.ለ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ ኣብ መእተዊ ኣኼባ ንኣባላት እንቋዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ ምባል፡ ህዝብና ዝሓልፎ ዘሎ ጽንኩር ኩነታት ብፍላይ ከኣ ኮሮና ቫይረስ ብምምኽናይ ኣብ ህዝብና ዝፍጸም ዘሎ ዓመጽን በደላትን፡ ንሃገርና ከቢብዋ ዘሎ ውሽጣውን ግዳማውን ፖለቲካዊ ሓደጋታት ገሊጹ። ሓ.ደ.ለ ንምልካዊ ስርዓት

Read more