رتريا تودع أحد مناضليها األبطال

ኣብ ኤርትራ ኵናት ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን! ርእሰ ዓንቐጽ ውሓደለ 28 ጥቅምቲ 2020 ኣብ ኤርትራ ኵናት ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን፡ እንተኾነስ እንታይ ዓይነት ኵናታት እዮም ነይሮም ኢልካ ክትፈላልዮምን ከተለልዮም ይከኣል። ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝብና ኵናት ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን። ኣብ’ዚ ወግሐ ጸብሐ ዝውልዖ ኵናት ከኣ መሕብኢ ስልጣኑ ገይርዎ ጸኒሑ። ህዝቢ ኤርትራ ቀሲኑ ንኸይንበር፡ መሰሉን ክብሩን ከይሓትት፡ ተጠቓሚ ጸጋታቱ ንኸይከውን ዝሓለፈ 17 ዓመት
Read moreመንእሰይ ኤርትራ ንባዕልኻ ከም መንነት ክውን ግበር!! መንእሰይ እቲ ኣገዳሲ ናይ ለውጢ ዳይናሚካዊ ሓይሊ ክፋል ሕብረተ-ሰብ ኢዩ። ኣብ ሂወቱ ኩሉ መዳያዊ ለውጢ ክርኢ ዝህንጠ ንጭቆናን ዓመጽን ዝነጽግ ናይ ሓሳብን ጉልበትን ዓቅሚ ይውንን። ኣተሓሳስባ መንእሰይ ኣብ ቅድሚኡ ንዝርእዮ በደል ግፍዒ መግዛእቲ ጥልመት ትምክሕቲ ብቀጥታ
Read moreዶብ ኣልቦ ሬፖርተር ንፕረሲደንት ኤርትራ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከሲሶም ዶብ ኣልቦ ሬፖርተር ንፕረሲደንት ኤርትራ ብግህሰ ሰብኣዊ መሰል ክሲ ኣቕሪቦም። ኣብ’ዚ ክሲ ብፍላይ ንዳዊት ኢሳቕ ጠቕሲሶም 12 ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ጠበቓታት ዝደገፍዎ’ዩ። ትማሊ ሮቡዕ 21 ጥቅምቲ 2020 ዶብ ኣልቦ ሬፖርተር፡ ን 8 ኣባላት ላዕለዋይ መሪሕነት መንግስቲ ኤርትራ ክሲ መስሪቶም ኣለዉ ኣብ ታሕቲ (ጥብቆ) ርአ፡ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት’ውን ተመሳሳሊ ጉዳይ ቀሪቡ ነበረ።እቲ
Read moreሃገራዊ ክሕደት ጉጅለ ኢሰያስን ክወሃብ ዝነበሮ ግብረ- መልስን ኤርትራ ድሕሪ ናይ ሳላሳ ዓመት ጉዕዞ ከቢድ መስዋእቲ ነጻ ዝኾነት ሃገር ኢያ። እዚ ጥራይውን ኣይኮነን ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ጉጅለ ህግደፍ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ከም ዝሕለቅ መሲሉ ንዘቅርቦ ዝነበረ ምኽንያታት ተጻዊሩ ብትዕግስቲ ዳግም ን29 ዓመታት ከይተሓለለ ንለውጢ ዘማዕደወ ውን ኢዩ።
Read moreምልኪ ህግዲፍን ኣተሓሕዛ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ”ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ” ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ካብ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባትን ሕብረተ ሰብ ዓለም ዘስዓቦ ጉድኣት ኣዝዩ ብዙሕ’ዩ። ብደረጃ ዝተፈላልዩ መንግስታት ክውሰድ ዝጸንሐ ኣገባብ ምክልኻል ሕማም ከኣ ብመራኸቢ ብዙሓት ክቅላሕ ጸኑሑ ኣሎ። ካብ ወርሒ ለካቲት ክሳብ እዚ እንርከበሉ ዘለና ወርሒ ጥቅምቲ 2020 ኣብ ፈነወ ቲቪ ይኹን ራዲዮ ፍሉይ መደብ ተሓዚእሉ
Read moreኣይሓርስ ኣይምሕስ ዕድምኡ ኣብ ሕጽኖት ስልጣን ዝሕለፎ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ርእሰ ዓንቀጽ ውሓደለ 15 ሓዳር 2020 ኤርትራ ድሕሪ 30 ዓመት ብረታዊ ተጋድሎ ንነጻነት ዝተኸፍለ ከቢድ ዋጋ፡ መስዋእትን፡ ኣብ ኣፍሪቃ ኣለዉ ካብ ዝበሃሉ እኹል ተረፍ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ዝሓየለ ሰራዊት ዝውንን መንግስቲ መላኺ ወታሃደራዊ ስርዓት ደርግ፡ ብጀጋኑ ዜጋታት ተሳዒሩ ካብ ኤርትራ ወጸ። ኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብ ዓለም ልዑል ኣቃልቦ ዝሰሓበ ኣትኵሮን ዝገበረሉ
Read moreባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ ንሰብኣዊ መሰላት፡ ኤርትራ ብዘይቅድመኩነት እሱራት ክፍትሑ ውሳኔ ኣሕሊፉ ! ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ብዕለት 8 ባይቶ ሕቡራት ኤውሮጳ ንሰብኣዊ መሰላት ንሰልስተ ሃገራት፡ ብፍላይ ከኣ ጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ ኣብ ኤርትራ ኣመልኪቱ ብዝለዓለ ድምጺ ውሳኔ ኣሕሊፉ። ኣብ ኤርትራ ብዘይ ዝኾነ ክስን ፍርድን ንዓመታት ተኣሲሮም ዘለዉ ፖለቲካውያን ጋዜጠኛታት መራሕቲ ሃይማኖትን ብዘይቅድመ ኩነት ክፍትሑ ከም ዘለዎም ሃገራዊ ማዕከን ቲቪ ሽወደን ገሊጹ። ዳዊት
Read moreኣብይ ኣሕመድ ዝሓለፈ ሰኑይ፣ 05 ጥቅምቲ 2020፣ ናብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ጌሩ! ካብ ርእሲ ከተማ ኤርትራ (ካብ ኣስመራ) ናብ ማእከል መጽናዕትን ሓበሬታን – ኣዱሉስ – ብዝተመሓላለፈ ፍሉይ ፈነዋ ሓበሬታ መሰረት ናይ ኢትየጵያ ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ን6 ሰዓታት ኣቢሉ ዝጸንሐ ፍሉይ ምስጢራዊ ምብጻሕ ከም ዘካየደን፣ ምስ ፕረሲደንት ኢሰያስ ካብ ርእሲ ከተማ ኤርትራ ውጽእ ኢሉ ኣብ ዝርከብ ኣብ ቤ/ጽሕፈት ፕረሲደንት፣ ማለት
Read moreንነብስኹም ብኸዩ!! መስሓቕ ሸራፋት ፪ይ ክፋል ምናቦምን እምነቶምን – መልእኽቲ ‘ዓወት ንሓፋሽ!’ ቀዳሞት ስውኣት፡ ናጽነት ከምትመጽእ ኣመኑ ‘ምበር ናጽነት ክርእዩ ኣይተዓደሉን። ከም እቲ ዛንታ ዝተነገረና ኣብ ጊዜ መስዋእቶም ንብጾቶም ዘውርስዎም ከም መርኣያ ጽንዓት፣ ተወፋይነት፣ ሓልዮት፣ ሓቦን ጀግንነትን ‘ዓወት ንሓፋሽ’ ትብል ጭርሖ እየን ነይረን። ኣብ እዋን ሕልፈት ለበዋኦም ‘ዓወት ንሓፋሽ!’ ትብል ናይ ህዝባዊ ግንባር ሓባራዊ መቃልሕ ነበረት። መቃልሕ እዛ ሓረግ ኣብ
Read moreፈጻሚት ሽማግለ ውድብ ሓድነት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዱ 2 ጥቅምቲ 2020 ዕለት 2 ጥቅምቲ 2020 ፈጻሚት ሽማግለ ውሓደለ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብ መእተዊ ኣኼባ ኣቦ መንበር ፈ/ሽ ሓው ተስፋሚካኤል ዮሃንስ ሓፈሻዊ ህሉው ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ከኣ ነቲ ኣብ ትሕቲ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ዝግረፍ ዘሎ ህዝብናን ዝሓልፎ ዘሎ መሪር ናብራን ብተርእዮ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ዝወርዶ ዘሎ ተወሳኺ ኣደራዕ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ዝቀጸለ
Read more
You must be logged in to post a comment.