Monthly Archives: Oct 2020

ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዱ ፡ 2 ጥቅምቲ 2020

ፈጻሚት ሽማግለ ውድብ ሓድነት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዱ 2 ጥቅምቲ 2020 ዕለት 2 ጥቅምቲ 2020 ፈጻሚት ሽማግለ ውሓደለ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብ መእተዊ ኣኼባ ኣቦ መንበር ፈ/ሽ ሓው ተስፋሚካኤል ዮሃንስ ሓፈሻዊ ህሉው ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ከኣ ነቲ ኣብ ትሕቲ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ዝግረፍ ዘሎ ህዝብናን ዝሓልፎ ዘሎ መሪር ናብራን ብተርእዮ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ዝወርዶ ዘሎ ተወሳኺ ኣደራዕ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ዝቀጸለ

Read more