ንነብስኹም ብኸዩ !! መስሓቕ ሸራፋት ፪ይ ክፋል

ንነብስኹም ብኸዩ!! መስሓቕ ሸራፋት ፪ይ ክፋል ምናቦምን እምነቶምን – መልእኽቲ ‘ዓወት ንሓፋሽ!’ ቀዳሞት ስውኣት፡ ናጽነት ከምትመጽእ ኣመኑ ‘ምበር ናጽነት ክርእዩ ኣይተዓደሉን። ከም እቲ ዛንታ ዝተነገረና ኣብ ጊዜ መስዋእቶም ንብጾቶም ዘውርስዎም ከም መርኣያ ጽንዓት፣ ተወፋይነት፣ ሓልዮት፣ ሓቦን ጀግንነትን ‘ዓወት ንሓፋሽ’ ትብል ጭርሖ እየን ነይረን። ኣብ እዋን ሕልፈት ለበዋኦም ‘ዓወት ንሓፋሽ!’ ትብል ናይ ህዝባዊ ግንባር ሓባራዊ መቃልሕ ነበረት። መቃልሕ እዛ ሓረግ ኣብ
Read more
You must be logged in to post a comment.