ቀጻልነትን ምጽናትን ሕብረተሰባት ቀዳማይ ክፋል

ቀጻልነትን ምጽናትን ሕብረተሰባት
ቀዳማይ ክፋል
ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት ከመይ ቀኒኹም፡ሎሚ’ዉን ከም ወትሩ፣ኣገዳሲ ኣርእስቲ ዝበልናዮ ትሕዝቱኡ ካብ መጺሔት
ሓድሽ ልደት ሓርነት ብምውሳድ፡ነዚ ኣብዚ ወርሒ መስከረም መዘክር ምጅማር ብረታዊ ቃልስና፡ሳዕበኑ ኣንጻር ባዕዳውያን ገዛእቲ
ምዃኑንን፤ድሕሪ 30 ዓመታት ጹንኩር ብረታዊ ቃልሲ፡ህዝቢ ኤርትራ ንሰውራ መሪሖም ዝመጹ ደቁ፡ብናቱ ሙሉእ ተሳታፍነትን፣
ንናይ መጠረሽታ ባዕዳዊ ገዛኢ ኢትዮጵያ፣ካብ መሬቱ ሓግሒጉ ኣውጺኡ ጥራይ ዘይኮነስ፣እቲ ብብረት ዝተረኽበ ናጽነት፡
ብረፈርንድም 99.8% ብምምራጽ ክታሙ ዘንበረሉ ምዃኑ፡ታሪኻዊ ጐዕዞ ክዝከርን ክዝንተዎን ቀንዩ፡፡ኣብ ጉዕዞ ሰውራ ኤርትራ
ክድገሙ ዘይብሎም ገበናትን ጉድለታትን ከም ዝነበሩ፤ ከምኡ ኣብቲ እዋንቲ ዝነበሩ ኣምራትን ውሽጣዊ ኣጋባብ ቃልስን ኣብ
የእምሮ ነፍሲ ወከፍ ሓርበኛ ሰርጾም፡ኣብ ሂወትናን እነካይዶ ቃልስታትን የሳቑዩና ምህላዎም ክካሓድ ዘይብሉ ኩነት እዩDownload

You must be logged in to post a comment.