ኣብይ ኣሕመድ ዝሓለፈ ሰኑይ፣ 05 ጥቅምቲ 2020፣ ናብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ጌሩ!

ኣብይ ኣሕመድ ዝሓለፈ ሰኑይ፣ 05 ጥቅምቲ 2020፣ ናብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ጌሩ! ካብ ርእሲ ከተማ ኤርትራ (ካብ ኣስመራ) ናብ ማእከል መጽናዕትን ሓበሬታን – ኣዱሉስ – ብዝተመሓላለፈ ፍሉይ ፈነዋ ሓበሬታ መሰረት ናይ ኢትየጵያ ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ን6 ሰዓታት ኣቢሉ ዝጸንሐ ፍሉይ ምስጢራዊ ምብጻሕ ከም ዘካየደን፣ ምስ ፕረሲደንት ኢሰያስ ካብ ርእሲ ከተማ ኤርትራ ውጽእ ኢሉ ኣብ ዝርከብ ኣብ ቤ/ጽሕፈት ፕረሲደንት፣ ማለት
Read more
You must be logged in to post a comment.