ባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ ንሰብኣዊ መሰላት፡ ኤርትራ ብዘይቅድመኩነት እሱራት ክፍትሑ ውሳኔ ኣሕሊፉ !

ባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ ንሰብኣዊ መሰላት፡ ኤርትራ ብዘይቅድመኩነት እሱራት ክፍትሑ ውሳኔ ኣሕሊፉ ! ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ብዕለት 8 ባይቶ ሕቡራት ኤውሮጳ ንሰብኣዊ መሰላት ንሰልስተ ሃገራት፡ ብፍላይ ከኣ ጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ ኣብ ኤርትራ ኣመልኪቱ ብዝለዓለ ድምጺ ውሳኔ ኣሕሊፉ። ኣብ ኤርትራ ብዘይ ዝኾነ ክስን ፍርድን ንዓመታት ተኣሲሮም ዘለዉ ፖለቲካውያን ጋዜጠኛታት መራሕቲ ሃይማኖትን ብዘይቅድመ ኩነት ክፍትሑ ከም ዘለዎም ሃገራዊ ማዕከን ቲቪ ሽወደን ገሊጹ። ዳዊት
Read more
You must be logged in to post a comment.