Monthly Archives: Oct 2020

“ኣይሓርስ ኣይምሕስ ዕድምኡ ኣብ ሕጽኖት ስልጣን ዝሕለፎ ” መላኺ ስርዓት ህግዲፍ

ኣይሓርስ ኣይምሕስ ዕድምኡ ኣብ ሕጽኖት ስልጣን ዝሕለፎ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ርእሰ ዓንቀጽ ውሓደለ 15 ሓዳር 2020 ኤርትራ ድሕሪ 30 ዓመት ብረታዊ ተጋድሎ ንነጻነት ዝተኸፍለ ከቢድ ዋጋ፡ መስዋእትን፡ ኣብ ኣፍሪቃ ኣለዉ ካብ ዝበሃሉ እኹል ተረፍ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ዝሓየለ ሰራዊት ዝውንን መንግስቲ መላኺ ወታሃደራዊ ስርዓት ደርግ፡ ብጀጋኑ ዜጋታት ተሳዒሩ ካብ ኤርትራ ወጸ። ኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብ ዓለም ልዑል ኣቃልቦ ዝሰሓበ ኣትኵሮን ዝገበረሉ

Read more