ምልኪ ህግዲፍን ኣተሓሕዛ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ”ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ”

ምልኪ ህግዲፍን ኣተሓሕዛ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ”ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ” ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ካብ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባትን ሕብረተ ሰብ ዓለም ዘስዓቦ ጉድኣት ኣዝዩ ብዙሕ’ዩ። ብደረጃ ዝተፈላልዩ መንግስታት ክውሰድ ዝጸንሐ ኣገባብ ምክልኻል ሕማም ከኣ ብመራኸቢ ብዙሓት ክቅላሕ ጸኑሑ ኣሎ። ካብ ወርሒ ለካቲት ክሳብ እዚ እንርከበሉ ዘለና ወርሒ ጥቅምቲ 2020 ኣብ ፈነወ ቲቪ ይኹን ራዲዮ ፍሉይ መደብ ተሓዚእሉ
Read more
You must be logged in to post a comment.