Monthly Archives: Oct 2020

ሃገራዊ ክሕደት ጉጅለ ኢሰያስን ክወሃብ ዝነበሮ ግብረ- መልስን

 ሃገራዊ  ክሕደት  ጉጅለ  ኢሰያስን ክወሃብ                           ዝነበሮ  ግብረ- መልስን     ኤርትራ  ድሕሪ ናይ  ሳላሳ  ዓመት  ጉዕዞ ከቢድ  መስዋእቲ ነጻ  ዝኾነት  ሃገር  ኢያ። እዚ  ጥራይውን  ኣይኮነን  ህዝቢ  ኤርትራ  ነቲ  ጉጅለ  ህግደፍ ንረብሓ  ህዝብን  ሃገርን  ከም  ዝሕለቅ  መሲሉ ንዘቅርቦ  ዝነበረ  ምኽንያታት  ተጻዊሩ  ብትዕግስቲ ዳግም  ን29 ዓመታት ከይተሓለለ ንለውጢ  ዘማዕደወ  ውን ኢዩ። 

Read more