Monthly Archives: Oct 2020

ዶብ ኣልቦ ሬፖርተር ንፕረሲደንት ኤርትራ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከሲሶም

ዶብ ኣልቦ ሬፖርተር ንፕረሲደንት ኤርትራ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከሲሶም ዶብ ኣልቦ ሬፖርተር ንፕረሲደንት ኤርትራ ብግህሰ ሰብኣዊ መሰል ክሲ ኣቕሪቦም። ኣብ’ዚ ክሲ ብፍላይ ንዳዊት ኢሳቕ ጠቕሲሶም 12 ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ጠበቓታት ዝደገፍዎ’ዩ። ትማሊ ሮቡዕ 21 ጥቅምቲ 2020 ዶብ ኣልቦ ሬፖርተር፡ ን 8 ኣባላት ላዕለዋይ መሪሕነት መንግስቲ ኤርትራ ክሲ መስሪቶም ኣለዉ ኣብ ታሕቲ (ጥብቆ) ርአ፡ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት’ውን ተመሳሳሊ ጉዳይ ቀሪቡ ነበረ።እቲ

Read more