Monthly Archives: Oct 2020

መንእሰይ ኤርትራ ንባዕልኻ ከም መንነት ክውን ግበር!!

መንእሰይ ኤርትራ ንባዕልኻ  ከም  መንነት                                ክውን ግበር!!      መንእሰይ እቲ  ኣገዳሲ  ናይ ለውጢ ዳይናሚካዊ ሓይሊ  ክፋል ሕብረተ-ሰብ ኢዩ። ኣብ ሂወቱ  ኩሉ መዳያዊ  ለውጢ  ክርኢ  ዝህንጠ ንጭቆናን  ዓመጽን  ዝነጽግ  ናይ  ሓሳብን  ጉልበትን ዓቅሚ  ይውንን። ኣተሓሳስባ  መንእሰይ ኣብ ቅድሚኡ  ንዝርእዮ በደል  ግፍዒ  መግዛእቲ  ጥልመት ትምክሕቲ  ብቀጥታ

Read more