ኣብ ኤርትራ ን29 ዓመታት ኵናት ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን!

ኣብ ኤርትራ ኵናት ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን! ርእሰ ዓንቐጽ ውሓደለ 28 ጥቅምቲ 2020 ኣብ ኤርትራ ኵናት ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን፡ እንተኾነስ እንታይ ዓይነት ኵናታት እዮም ነይሮም ኢልካ ክትፈላልዮምን ከተለልዮም ይከኣል። ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝብና ኵናት ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን። ኣብ’ዚ ወግሐ ጸብሐ ዝውልዖ ኵናት ከኣ መሕብኢ ስልጣኑ ገይርዎ ጸኒሑ። ህዝቢ ኤርትራ ቀሲኑ ንኸይንበር፡ መሰሉን ክብሩን ከይሓትት፡ ተጠቓሚ ጸጋታቱ ንኸይከውን ዝሓለፈ 17 ዓመት
Read more
You must be logged in to post a comment.