Monthly Archives: Nov 2020

ጠቕሙን ረብሐታቱን ፍጹም ዘየለሊ፣ ኩሉ ምስ አጥፍኤ ብጣዕሳ ዘእዊ’ስ፣ እንታይ ኮን ክንብሎ ኢና ? ብተስፋይ ተኽለ

ጠቕሙን ረብሐታቱን ፍጹም ዘየለሊ፣ ኩሉ ምስ አጥፍኤ ብጣዕሳ ዘእዊ’ስ፣ እንታይ ኮን ክንብሎ ኢና? “ታሪኽ ርእሱ ይደግም” ከም ዝብሃል፣ ናይ ዘመነ አንድነት ዝነበረ ፖለቲካ ሚዛን ምክፍፋልን ፍልልይን፣ እዚ ሕጂ ዘንጸባርቕ ዘሎ ብዝተፈላለየ ርእይቶ ዝዘቕበበ ክውንነት ኤርትራውያንን ተመሳሳሊ ባህርይ አለዎ። ጣልያን ካብ ኤርትራ ተሳዒሩ ምስ ወጸ፣ እንግሊዝ’ውን ንዕኡ ተኪኡ ምስ አተወ፣ ሃጸይ ሃይለስላሴ ነተን አብ ትሕቲ ጣልያን ዝነበራ ኤርትራን ሶማልያን ንዓይ ኢየን

Read more

መትከልን መትከላዉያንን ! ብጎይትኦም ኣድሓኖም ካብ ኮሎምቦስ ኦሃዮ ሕ/መ ኣሜሪካ

                   መትከልን  መትከላዉያንን። አብ  መስርሕ  ቃልሲ  እቲ  ወሳኒ ረቋሒ  ናይ ዓወት  ዕላማ  ምኳኑ ርዱእ ይመስለኒ  ነዚ ከምጭቡጥ ወሲድና ድማ  ናብ ትግባሬኡን  ተግበርቱን ከነተኩር ንግደድ። ዓማጽን ንዓመጽ ዝጻረሩ ባእታታትን  አብ ዝገብርዎ ረጽሚ እቲ ህዝባዉን ዉልቃዉን ዝፈሊ ወይ ዘለሊ እቲ አብ ነፍሲ ወከፍ ስጉምቲ ዘርእይዎ ፍጻሜዩ ። ንፕሮፖጋንዳዊ ሃልኪ ዝግበር ንጎኒ አጸጊዕና ሓቀኛ  ባህሪ ናይቲ ቃልስን ባህሪ ናይ ተግበርቱን ወይ መራሕቱን  ንግሁድን

Read more

መግለጺ ህጹጽ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውሓዲለ

መግለጺ ህጹጽ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውሓዲለ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዝዀነ ሃገር፡ ኣብ ጎረቤቱ ካብ ዝፍጠር ኣሉታዊ ይኹን ኣወንታዊ ምዕባለታት ጽልዋ፡ ናጻ ክኸውን ኣይክእልን’ዩ። ስለዝዀነ፡ ኣብ ጎረቤት ሃገር፡ ኢትዮጵያ፡ ተፈጢሩ ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ንዂሎም ጎረባብቱ፡ ኣውራ ከኣ ንሃገርና፡ ፈጢሩሉ ዘሎ ቅጽበታዊ ኣሉታዊ ጽልዋ ርኡይ ኰይኑ’ሎ። ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት፡ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲን ክልል ትግራይን፡ ዝማዕበለ ምስሕሓብ፡ ሰላማዊን ዲሞክራሲያዊን  ድሌት ብዘሰነዮ

Read more

تصريح صادر عن الإجتماع الطاريء للمجلس المركزي لتنظيم الوحدة من أجل التغيير الديمقراطي

تصريح صادر عن الإجتماع الطاريء للمجلس المركزي لتنظيم الوحدة من أجل التغيير الديمقراطي أيها الشعب الإرتري المناضل من المعروف والطبيعي أن أي دولة في هذا العالم تتأثر وتؤثر سلبًا أو إيجابًا من أي تطور يحدث في داخلها أو في جوارها، ولا يمكنها البتة، أن تسلم من انعكاسات ذلك. عليه فإن الحرب الداخلية التي اندلعت في الجارة إثيوبيا قد تركت ظلالها

Read more

ንሃገራዊ ህልውና ኤርትራ ዝጻባእን ዝጻረርን አካል እንተሎ፣ ሎሚ ንምሕዝነት ኢሳያስን አብይን ይደግፍ።

ንሃገራዊ ህልውና ኤርትራ ዝጻባእን ዝጻረርን አካል እንተሎ፣ ሎሚ ንምሕዝነት ኢሳያስን አብይን ይደግፍ። ብ ተስፋይ ተኽለ ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ክቡራት ደቂ ሃገር አቦታትና ክምስሉስ “ገ እንዳበሉኻ’ዶ ትጋገ” ይብሉና ነበሩ። ብዛዕባ እዚ ዝካየድ ዘሎ ዘሕዝን ኲናት አብ መንጎ ፈደራል መንግስቲ አብይን ክልላዊ መንግስቲ ህዝቢ ትግራይን ጌና ይቕጽል አሎ። እዚ ውግእዚ ንኤርትራውያን ከይተረፈ አብ ሚዛንን ገምጋምን መርገጽን ከይተረፈ ፈላልዩዎም ይርከብ። አብ ትሕቲ

Read more

እንታይ እዩ ወሪዱና ? ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

እንታይ እዩ ወሪዱና ?ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር ሰላም ኩቡራት ተካታተልቲ ወይብ ሳይታት፡ሎሚ እነልዕሎ ኣርእስቲ ‘’ እንታይ እዩ ወሪዱና’’ ዝብል ክኸዉን ዝደረኸና ፣ እዚ እንርእዮ እንሰምዖን ዘሎና ሃዋሁው ዝነቐለ ኮይኑ ነቶም ብስቕታ ንልእላውነት ሃገር ንሓድነት ህዝብን፣ፍትሕን፣ዲሞክራስን፣ግዝኣተ-ሕግን ዝቃለሱ ሓርበኛታት፡ኣብ ቦቶኦም ኮንካ (empathize)ምስ እትሓስብ፡ እንታይ’ዩ ወሪድዎም ? እንታይ እዮም ኮይኖም ? ዝብሉ ዘለዉ ኮይኑ ይስማዓና። ነዚ ጹሑፍና እትኻታተሉ ኣሕዋት ፡ ፍትሓውያን፣ንልእላውነት ሃገርን ሓድነት

Read more

Statement of Eritrean Political Forces On the Current Developments in Ethiopia

Statement of Eritrean Political Forces On the Current Developments in Ethiopia We, the allied Eritrean Political Forces (EPF) in forced exile, received with shock and consternation the Ethiopian media reports of armed flare up in mid-night of 3 to 4 November 2020 because of the internal misunderstandings that existed between Ethiopian political forces.   We no doubt followed with deep concern

Read more

እዛ ሃገር አብ ሐደጋ ‘ላ ኤርትራዊ ብሓድነትካ ሎሚ አድሕና ! ብተስፋይ ተኽለ (ሳንዲያጎ ሰ.ኣ )

እዛ ሃገር አብ ሐደጋ ‘ላ ኤርትራዊ ብሓድነትካ ሎሚ አድሕና ብተስፋይ ተኽለ (ሳንዲያጎ ሰ.ኣ ) ቅድሚ አርባዕተ ዓመት አቢሉ፣ ዓለም ለኻዊ ሐይልታት ብፍላይ ከአ አሜሪካ እትመርሖ ምዕራባዊ ዓለም ጂኦ ፖለቲካዊ ጽልዋታቶምን ቁጽጽሮምን አብ ዞባ ቀርኒ አፍሪቃን ቀይሕ ባሕርን ንምብርታዕ፣ አበርቲዖም ድሕሪ ምንቅስቓስ፣ ነቲ ዕዮቲ ንምስላጥ ብመጀመርያ ክውሰድ ዘለዎ፣ አብ መንጎ መንግስታት ኢሳያስ ዝመርሐ ኤርትራን፣ ብኢህወደግ እትምራሕ ኢትዮጵያን ዘሎ ጎንጽን ፍልልያት ወጊድካ

Read more

واقع الحال

واقع الحال الحقيقة الواضحة والمرة في الوقت ذاته، التي يجب الاعتراف بها، وواقع الحال يؤكدها من خلال الأحداث الجارية والحرب الدائرة بين التغراي والحكومة المركزية في أديس أبابا، وهذا الأمر يقودنا إلى التفكير إلى ما سيؤول إليه الأمر، وفق نتائج هذه الحرب، فهي دونما شك ستعيد رسم خارطة المنطقة في الحالتين، في حالة انتصار التغراي وتحقيقهم لأحلامهم في إقامة دولة

Read more

ደሃይ ! ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ደሃይሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርሰላም ኩቡራት ንፍትሒ ዝቃለስ ህዝብና፡ እዋኑ እዋን ተጠንቀቕ፣ጽዊዒትን፣ምሕጸንታን፣ኢና ንነብር ዘሎና። ህዝብና፡ ቀሲኑዝነብረሉ እዋን ዘይፈልጦ መዋእል ኮይኑ፡ነታ ድሕሪ ሳላሳ ዓመታት ዝወሰደ ብረታዊ ቃልሲን፣ኣሽሓት ደቁ ከፊሉ ዘምጽኣ መሬታዊናጽነት፡ኣብ ሓደጋ እትኣትወሉን፡ከምኡ’ቲ 1998 ጀሚሩ ኣብ ታሕሳስ 2000 ብነፍሲሄር ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ መለስዜናውን፣ብውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣልጀርስ ዝተፈረመ ውዕል መሰረት ጠጠው ዝበለ ኣምሳላዊ ዶባዊ ውግእ፡ክዝከርከሎ ኣብ ክልተ ዓመት ዘይኣክል፣ዕስራን ትሽዓተን ሽሕ

Read more

ዕብዳን መራሓቲ

ዕብዳን መራሓቲ                  እዚ ሰሙን እዚ ክልተ ዓበይቲ ፍጻሜታት ክንዕዘብ በቂዕና ኣሎና ። ክልቲኡ እቲ ተረክቦታት ምስ ሰላምን ድሕንነት ደቂ ሰባት ዝምልከት ኮይኑ ፣ ሓደ ወገን ነታ ዲሞክራሲ እትብል ኣምር ኣንጺፉ ንነዊሕ እተጓዘ ህዝቢ ስለ ዘኮነ ፣ እቲ ዝተጓነፎ ጸገም ብቀሊል ክፍትሖ እንከሎ ፣ እቲ ሓደ ግን ኣንፈት ዲምክራሲ ስለ ዘይብሉ ኣብ ህዝብን ንብረትን ዕንወት ከሰዒብ ምዃኑ እናፈለጠ ኣብ ስልጣን

Read more

من شيم نظام الهقدف التستر خلف الأحداث والقيام بأعمال قذرة

إفتتاحية من شيم نظام الهقدف  التستر  خلف الأحداث والقيام بأعمال قذرة! إعتاد نظام الهقدف منذ زمن طويل على تنفيذ جرائمه البشعة بحق الشعب الإرتري متخذاً من الأحداث الدولية الكبيرة ستاراً واقياً لجرائمه القذرة. عندما ينشغل العالم بهذه الأحداث الملفتة يقوم النظام الديكتاتوري بتنفيذ أجنداته الهدامة في غفلة المجتمع الدولي لإطالة حكمه وإشباعاً لجشعه السياسي.   في منتصف التسعينات حاول النظام الديكتاتوري

Read more

بيان المجلس الوطني الارتري بشأن اندلاع الحرب في إقليم تجراي الإثيوبي

بيان المجلس الوطني الارتري  بشأن اندلاع الحرب في إقليم تجراي الإثيوبي تابعنا بكل أسف منذ صباح الرابع من نوفمبر 2020م ما ورد من بيانات رسمية وتصريحات في وسائل إعلام الحكومة الفيدرالية الإثيوبية والحكومات الإقليمية في كل من إقليمي تجراي وأمهرا تشير إلى اندلاع معارك في إقليم تجراي. ونحن في المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي نعبر عن أسفنا البالغ لاندلاع هذه

Read more

መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ተባሪዑ ዘሎ ኩናት

መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ተባሪዑ ዘሎ ኩናት ካብ ወጋሕታ 4 ሕዳር 2020 ማዕከናት ዜናታት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ ክልላዊ መንግስታት ትግራይን ኣምሓራን፡ ኣብ ትግራይ ኩናት ከም ዝተባረዐ ብወግዒ ዝሕብር በብወገኖም ዝሃብዎ መግለጺታት ተኸታቲልና። ህዝቢ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስን፣ ብሰፊሕ ዘመተ ኣንበጣን ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ እዋን መርድእ ኩናት  ምስማዕ ኣዝዩ ኣጒሃይን ኣሕዛንን’ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ክምዕብል

Read more

እከይ ተግባራት መላኺ ስርዓት ህግዲፍ፡ ኣብ ከውሊ ሓድሽ ኣህጉራዊ ፍጻሜታት

እከይ ተግባራት መላኺ ስርዓት ህግዲፍ፡ ኣብ ከውሊ ሓድሽ ኣህጉራዊ ፍጻሜታት መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ፡ንህርፋን ፖለቲካዊ ስልጣኑ ዘዕግብ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እከይ በደላት ግፍዕን ዘካይደሉ ኣብ ከውሊ ሓድሽ ኣህጉራዊ ፍጻሜታት እዩ። ህዝቢ ኤርትራን። ህዝቢ ዓለምን ኣቓልቦ ኣብ ዝስሕብ ሓድሽ ኣህጉራዊ ፍጻሜታት ኣብ ዝተራእየሉ፡ መላኺ ስርዓት ኣድብዩ ብምጽናሕ እከይ ተግባራቱ ይፍጽምን ንረብሕእ ዕድመ ስልጣኑ ከኣ ይጥቀመሉ። መላኺ ስርዓት

Read more

መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ

መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ (ፖሓኤ)፡ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ምስሕሓብ ካብ 3 ናብ 4 ሕዳር 2020 ኣብ ዘውግሕ ናብ ጎንጺ ከም ዝማዕበለ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ተሓበረ ኣዝዩ ኣሕዚኑና። ብፍላይ ድሕሪ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ክልላዊ ምርጫ፡ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ኣብ ሕድሕዶም፡ እቲ ሓደ ነቲ ካልእ ከም ዘይፈልጦ ዝገልጽ ኣዋጃት ከውጽኡ

Read more

ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ’ውን አስተውዕል!! ብተስፋይ ተኽለ ደበሳይ ሕ/መንግስታት አሜሪካ

ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ’ውን አስተውዕል!! ብተስፋይ ተኽለ ደበሳይ ሕ/መንግስታት አሜሪካ 11/02/2020 ክቡር ተቓላሳይ ህዝብና! ንብዙሕ ዘመናት አብ ገዛእ መሬትካ፣ ሰላምን ቅሳንነትን ስኢንካ፣ ብዝተፈላለዩ ባዕዳውያን ሐይልታት፣  ከምዝተሃሰኻን ከም ዝተደሃኽካን፣ ክሳብ ሎሚ ካብ ዝኽሪታትካ ዘይተኸወለ፣ እቲ ዘይሐወየ በሰላ ውግእን ኲናትን ስንብራትካ ባዕሉ ዝምስክሮ ኢዩ። ብፍላይ አብቲ ዝሐለፈ ናይ 30 ዓመታት ብረታዊ ተጋድሎኻ፣ ንኽትግምግሞ አዝዩ አሸጋሪ ዝኾነ፣ ሰብአዊ ሂወትን ጉልበትን፣ ጥሪትን ንብረትን፣ በቲ ጨካን

Read more

ቃል መሪር ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ ሃገራዊ ጋዜጠኛ ብርሃነ ወልደገብርኤል (ሱዳን ናው) ፖ.ሓ.ኤ

ቃል መሪር ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ ሃገራዊ ጋዜጠኛ ብርሃነ ወልደገብርኤል (ሱዳን ናው) ዓቢ ኤርትራዊ ጋዘጠኛን ሓርበኛ ተቓላስን ኣቶ ብርሃነ ወልደገብሪኤል ብዝሓደሮ ከቢድ ሕማም ብሰኑይ ዕለት 26/10/2020 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና።   እቶ ብርሃነ ወልደገብሪኤል (ብብርሃነ ሱዳን ናው ዝፍለጥ) ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ደኺመ ከይበለ ንነዊሕ ዓመታት ክቃለስ ዝጸንሐን፣ ሓደ ካብ’ቶም ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበሩን ሃገራውያን ሓርበኛታት ኢዩ። ሞት ከምዚ ዓይነት ውፉይን ሓላይ ህዝብን

Read more