ቃል መሪር ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ ሃገራዊ ጋዜጠኛ ብርሃነ ወልደገብርኤል (ሱዳን ናው) ፖ.ሓ.ኤ

ቃል መሪር ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ ሃገራዊ ጋዜጠኛ ብርሃነ ወልደገብርኤል (ሱዳን ናው) ዓቢ ኤርትራዊ ጋዘጠኛን ሓርበኛ ተቓላስን ኣቶ ብርሃነ ወልደገብሪኤል ብዝሓደሮ ከቢድ ሕማም ብሰኑይ ዕለት 26/10/2020 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና። እቶ ብርሃነ ወልደገብሪኤል (ብብርሃነ ሱዳን ናው ዝፍለጥ) ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ደኺመ ከይበለ ንነዊሕ ዓመታት ክቃለስ ዝጸንሐን፣ ሓደ ካብ’ቶም ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበሩን ሃገራውያን ሓርበኛታት ኢዩ። ሞት ከምዚ ዓይነት ውፉይን ሓላይ ህዝብን
Read more
You must be logged in to post a comment.