ዕብዳን መራሓቲ

ዕብዳን መራሓቲ እዚ ሰሙን እዚ ክልተ ዓበይቲ ፍጻሜታት ክንዕዘብ በቂዕና ኣሎና ። ክልቲኡ እቲ ተረክቦታት ምስ ሰላምን ድሕንነት ደቂ ሰባት ዝምልከት ኮይኑ ፣ ሓደ ወገን ነታ ዲሞክራሲ እትብል ኣምር ኣንጺፉ ንነዊሕ እተጓዘ ህዝቢ ስለ ዘኮነ ፣ እቲ ዝተጓነፎ ጸገም ብቀሊል ክፍትሖ እንከሎ ፣ እቲ ሓደ ግን ኣንፈት ዲምክራሲ ስለ ዘይብሉ ኣብ ህዝብን ንብረትን ዕንወት ከሰዒብ ምዃኑ እናፈለጠ ኣብ ስልጣን
Read more
You must be logged in to post a comment.