እዛ ሃገር አብ ሐደጋ ‘ላ ኤርትራዊ ብሓድነትካ ሎሚ አድሕና ! ብተስፋይ ተኽለ (ሳንዲያጎ ሰ.ኣ )

እዛ ሃገር አብ ሐደጋ ‘ላ ኤርትራዊ ብሓድነትካ ሎሚ አድሕና ብተስፋይ ተኽለ (ሳንዲያጎ ሰ.ኣ ) ቅድሚ አርባዕተ ዓመት አቢሉ፣ ዓለም ለኻዊ ሐይልታት ብፍላይ ከአ አሜሪካ እትመርሖ ምዕራባዊ ዓለም ጂኦ ፖለቲካዊ ጽልዋታቶምን ቁጽጽሮምን አብ ዞባ ቀርኒ አፍሪቃን ቀይሕ ባሕርን ንምብርታዕ፣ አበርቲዖም ድሕሪ ምንቅስቓስ፣ ነቲ ዕዮቲ ንምስላጥ ብመጀመርያ ክውሰድ ዘለዎ፣ አብ መንጎ መንግስታት ኢሳያስ ዝመርሐ ኤርትራን፣ ብኢህወደግ እትምራሕ ኢትዮጵያን ዘሎ ጎንጽን ፍልልያት ወጊድካ
Read more
You must be logged in to post a comment.