እንታይ እዩ ወሪዱና ? ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

እንታይ እዩ ወሪዱና ?ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር ሰላም ኩቡራት ተካታተልቲ ወይብ ሳይታት፡ሎሚ እነልዕሎ ኣርእስቲ ‘’ እንታይ እዩ ወሪዱና’’ ዝብል ክኸዉን ዝደረኸና ፣ እዚ እንርእዮ እንሰምዖን ዘሎና ሃዋሁው ዝነቐለ ኮይኑ ነቶም ብስቕታ ንልእላውነት ሃገር ንሓድነት ህዝብን፣ፍትሕን፣ዲሞክራስን፣ግዝኣተ-ሕግን ዝቃለሱ ሓርበኛታት፡ኣብ ቦቶኦም ኮንካ (empathize)ምስ እትሓስብ፡ እንታይ’ዩ ወሪድዎም ? እንታይ እዮም ኮይኖም ? ዝብሉ ዘለዉ ኮይኑ ይስማዓና። ነዚ ጹሑፍና እትኻታተሉ ኣሕዋት ፡ ፍትሓውያን፣ንልእላውነት ሃገርን ሓድነት
Read more
You must be logged in to post a comment.