Monthly Archives: Dec 2020

መልእኽቲ ኣ/መ ውሓደለ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮሃንስ ብምኽንያት በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን 2020

ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን 2020 ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን እትነብር ዝኸበርካ ህዝብና፡ ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና እንዳበልና ብስም ኩሎም መሪሕነትን ኣባላትን ውሓዲለ ሰላምታና ነቕርበልኩም። ኣብ ዘይንቡር ኩነታት ከም ንቡር ወሲድና ነዊሕ ጉዕዞ ከይድና’ና። ኣብ ከም’ዚ ዘተሓሳስብ ኩነታት ከኣ ንቅንያት በዓል ልደት ሰላምታና ከነቅርብ እንከለና፡ ምስ’ቲ ህዝብና ክሓልፎ ዝጸንሐን ዝሓልፎ ዘሎ ጽንኩር ኩነታት፡ ሕማም ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ወራር

Read more

Urgent call to protect and save Eritrean refugees in the Tigray Region and other Parts of Ethiopia from abduction, killing, and forced repatriation to the war zone

December 16, 2020 Mr. Filippo GrandiHigh CommissionerUnited Nations High Commissioner for Refugees, Geneva, Switzerland Subject:  Urgent call to protect and save Eritrean refugees in the Tigray Region and other Parts of Ethiopia from abduction, killing, and forced repatriation to the war zone On behalf of the undersigned Eritrean Political Forces (EPF), we are writing this open letter to you to

Read more

ተደጋጋሚ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ስደተኛ ኤርትራ

ተደጋጋሚ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ስደተኛ ኤርትራ መንእሰይ ኤርትራ ገደብን መወዳኣት ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ልዕሊኡ ብ1994 ካብ ዝእወጅ ጀሚሩ፡ ኣብ’ታ ብመስዋእቲ ኣቦታቱን ኣደታቱን ዝተረከባ ሃገር እፎይታ ረኺቡ ክነብር ኣይከኣለን። ንወታሃደራትን ስልጠና፡ ዋሕዚ መንእሰይ ንሳዋ ሒዝዎ ዝነበረ ምስጢር ብዙሕ ከይጸንሐ፡ ድሕሪ ነጻነትን ልዑላዊት ሃገር ኤርትራ ተርኽቦ ዶባዊ ኵናት ኢትዮ-ኤርትራ 1998 ዕጫ መጻኢ ወለዶ ኤርትራ እንታይ ከም ዝነበረ ኩሉ ዝምስክሮ እዩ።

Read more

ውዕል ሰላም ኢትዮ- ኤርትራ ሓምለ 2018 – ውጽኢቱ ኣብ ኵናት እንታይ ምንባሩ ካብ ቃል ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ተሰሚዑ !

ውዕል ሰላም ኢትዮ- ኤርትራ ሓምለ 2018 – ውጽኢቱ ኣብ ኵናት እንታይ ምንባሩ ካብ ቃል ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ተሰሚዑ! ዶባዊ ኵናት ኢትዮ-ኤርትራ 1998 – 2000 ዓ.ም ዝወሰዶ ሂወት፡ ዘብረሶ ንብረት ክልቲኡ ወገናት፡ ኩነታት ኵናት ዝሰረዞ መደብ መስርሕ ስርዓት ዲሞክራስን ልምዓትን፡ ኣብ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘውረዶ ዓብይ ክሳራታት ዕንወት ማዕረ ክንደይ ከቢድ ምንባሩ ዘካትዕ ኣይኮነን። ይኹን’ምበር ኣብ’ቲ ውዕል ሰላም ኣልጀርስ 12 – 14

Read more

ዓሻ እናተበሃልካ ካብ ምዕሻው ንላዕሊ ውርደትን የለን !

ዓሻ እናተበሃልካ ካብ ምዕሻው ንላዕሊ  ውርደትን የለን       1ይ ምኒስተር ኢትዮጽያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ኣትሒዙ ብግልጺ ንሉኡላውነት ኤርትራ ከም ሃገር ግሂሱ ኣካል ኢትዮጽያ ንክትከውን  ዘኽእሎ መደባቱ  እናገለጸ ክመጽእ ዘኒሑ። ገለ ካብቲ ዝበሎም   ከምቲ ኩሉ ዝፈልጦ “ኣነን ኢሱን ተደሚርና ኢና። ንዓሰብ ብሓደ ክንካፈል ኢና። ኢትዮጽያ ካብ ጫፍ ራስ-ቀሳር ክሳብ ራስ-ዱመራ ምስ ኩሉ ዓለም ዘራኽብ ናይ ባሕሪ

Read more

ምስ ህግዲፍ ክካየድ ዝጸንሐ ምስጢራዊ ርክብ፡ ባይቶ ሽወደን ንመንግስቱ ጸብጻብ ሓቲቱ

ምስ ህግዲፍ ክካየድ ዝጸንሐ ምስጢራዊ ርክብ፡ ባይቶ ሽወደን ንመንግስቱ ጸብጻብ ሓቲቱ ትማሊ ዕለት 5 ታሕሳስ 2020 ኣብ ሃገራዊ ፈነወ ቲቪ ሽወደን SVT ብጽሑፍ ከም ዝተዘርግሐ፡ ኣባላት ዝተፈላልያ ሰልፍታት ኣብ ባይቶ ሽወደን ንጉዳይ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ኣመልኪተን ምስ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ንልዕሊ 19 ዓመት ብምስጢር ክካየድ ዝጸንሐ ርክብ ጸብጻብ ክቀርበሎም ሓቲቶም ኣለዉ። ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ ካብ’ዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጠለብ

Read more

ህዝቢ ኤርትራ ዝመርሖ ደኣ ስኢኑ እምበር ኣይሓመመ ኣይጸመመ !

ህዝቢ ኤርትራ  ዝመርሖ ደኣ ስኢኑ እምበር ኣይሓመመ ኣይጸመመ !    ኣብ ዝባኑ ንዝወርድ ምእሳር ምቅታል ምግፋፍ ሰብኣዊ መሰላት ክንዮ ዚ ድማ  ብጃምላ ክጠፍእ ምእንቲ ኣብ ዘይምልከቶ ናይ ህልቂት ኲናት ብምእታው ንዝግበር ወንጀል ዝቅበል ህዝቢ ኣብ ታሪኽ ወዲ ሰብ  ከቶ ተራኢዩን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን ኣይክረአንውን ኢዩ። ጉጅለ ህግደፍ ካብ ጽባሕ ነጻ መሬት ኤርትራ ንህዝቢ ናብዚ እብዚ እዋን ኣብጺሕዎ ንዝርከብ ናይ መጨረሻ ናይ

Read more

UNHCR Seeks Urgent Access to Eritrean Refugees Trapped in Ethiopia’s Tigray Region

GENEVA – The U.N. refugee agency is appealing to Ethiopian federal authorities for access to camps housing thousands of Eritrean refugees who have been without humanitarian aid since the start of the conflict in Ethiopia’s Tigray region early last month. Food was last distributed to some 96,000 Eritrean refugees sheltering in four camps before the Ethiopian government began its military

Read more

Eritrean refugees in Tigray need urgent humanitarian assistance: UNHCR

The United Nations High Commissioner for Refugees (UNHCR), the UN Refugee Agency, on Tuesday called on Ethiopian authorities to provide “urgent” access to reach Eritrean refugees in Tigray region in Northern Ethiopia. A statement from the UN refugee agency, which quoted UNHCR spokesperson Babar Baloch, appealed to the Ethiopian federal authorities for “urgent access in order to reach Eritrean refugees

Read more